Speech - Languages of Ethiopia 🇪🇹 💬
Collection
11 items
•
Updated
•
2
audio_id
stringlengths 20
20
| speaker_id
stringclasses 72
values | audio
audioduration (s) 6.54
34
| audio_duration
float64 6.54
34
| transcription
stringlengths 22
297
| gender
stringclasses 2
values | age_group
stringclasses 3
values | locale
stringclasses 1
value |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
008PMvOdMolcjxr5kg0H
|
67fHdVoTVhZq0LZb2uSn262CNWs2
| 15.42
|
ካብ መሰረታውታት ልምዓት ሓደ ኣርክቴክቸርን ህንፃ ስራሕን እዩ። እዚ ንሪኦ ዘለና በዓል ሓደ ፎቕ ገዛ ዝስራሕ ዘሎ ንምንታይ ጥቕሚ እዩ ።ኣብ ምንታይ ከባቢ ከ ይርከብ ?
|
Female
|
25-35
|
ti_ET
|
|
00VTX05Hi6q7ijfRsuCn
|
1ykUSD6ksCMf1Wjta4Lposs0wHq2
| 15.42
|
ከም ዝፍለጥ መጋዓዝያ ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ ከምኡ እውን ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ካልእ ዓዲ ሰባት ንብረት ከምኡ እውን ካልኦት ኣቑሑ ንምጉዕዓዝ ዝጠቅም፡፡እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኦ ዘለና ዓይነት መጓዓዝያ እንታይ ተባሂሉ ይፍለጥ ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
00VwcZEpFQ4wxiYEwFaq
|
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
| 17.162688
|
መስቀል ይበሃል ። ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ኸባቢ ቤተኽርስትያናት ዝርከብ እንትኸውን ኣሰራርሑኡ ድማ ካብ ብሩር ወይ ከዓ ካብ ወርቂ ዝስራሕ ይከውን ። ሃይማኖት ኣቦታት ኣብ ቤተክርስትያን ዝሕዝዎ እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
00h8DDcUcM9jPzTuPEeI
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 15.78
|
እዞም ኣብ ምስሊ እንሪኦም ዘለና ኣወዳትን ኣጓላትን ባህላዊ ስዕስዒት ኣገው ዘርእዩና ዘለው መናእሰይ እዮም ፡፡ ኣነ እውን ባህላዊ ስዕስዒት ናይ ኣገው ክርኢ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ፡፡
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
016AsQDD4V776GL2xXMZ
|
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
| 15.36
|
እዚኣ ንሪኣ ዘለና ስእሊ ኸዓ መሰረተ ልምዓት ትገልጽ ኮይና ማሕበረሰብ ጽሩይ ግልጋልት ማይ አንዳተገልገለ ተርኢ ወይ ከኣ ትገልጽ ስእሊ እያ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
01LfyZOfWrPCNtEKogYX
|
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
| 15.72
|
ዘመናዊ ዝኮነ ኣቅሓ ናይ ገዛ ወይ ድማ ናይ ቢሮ ምሓዝ ኣድላይ እዩ።ምክንያቱ ዝኮነ ይኩን ስራሕ ክትሰርሕ ብኣቅሓ ስለ ዝኮነ ስራሕ እውን ወሳኒ ናይ ሂወትና ስለ ዝኮነ ነቲ ስራሕ እትሰርሐሉ ኣቅሓ እውን ምርፅ ኣብልካ ዘመናዊ ክከውን ኣለዎ ዘመናዊ ተዝኮን ይምረፅ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
01vZQiNLXKuf3urDbmWp
|
nRnZcDcNFCSdMc5QPTT0f7cBUK62
| 15.48
|
እዚ ኣብ ምስሊ ትሪእዎ ዘለኹም ሰባት ዝጥቀሙሉ ወሳኒ ግልጋሎት ዝረኽብሉ ቦታ ታይ ይበሃል?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
023cMgpgXAYStqvaosRW
|
NjjkLqaD9bXilbCgv4BYvx8Dn1P2
| 16.98
|
እዚ ኣብ ስክሪን ዝረአየኒ ዘሎ ምስሊ ምስሊ ናይ ብዙሓት መኪናታት እዩ እዘን ዓይነታት መኪና እዚአን ድማ ትራክተር ይብሃላ እዘን ትራክተር ድማ ንማሕረስን ንካልኦት መፅዐኛ እንጥቀመለን ኢና።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
02S6sqJOwdxk6Y8issPC
|
cNYIBco9XdXvWliv2spvJT8i7og2
| 25.115313
|
ተፈለጥቲ ሰባት ክንብል ከለና ካብ ሓደ ማሕበረሰብ ውፅእ ኢሎም ብጥበቦም ዝገልፁ ብቡዙሕ ዓይነት ናይ መድረኽ ትርኢት ናባና እንተቅርቡ ፍሉጣት ክኮኑ ይኸእሉ። ንአብነት ከም ኪሮስ ኣለማዮህ ፣ሰሎሙን ሃይለ ደረፍቲ እዚኦም ኢልና ክንሕዞም ንኽእል። ገጠምቲ ዝተፈላለዩ ፍሉጣት ሰባት ኣለዉ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
02uqZhHGErOpo1jLkHSU
|
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
| 15.18
|
ፖለቲካ እንብሎ ብዙሓት ፖለቲከኛታት ዘሳትፍ ናይ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ዝሓዘን እዩ፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
036Mm1xNI2RpuOyKkMbm
|
67fHdVoTVhZq0LZb2uSn262CNWs2
| 15.42
|
ናይ ዓለም መንገዲ ይትረፈና ናይ እግዚአብሔር መንገዲ ይሕሸና ወይክዓ ናይ እግዚአብሔር መንገዲ መሪፅኦም ዝነብሩሉ ቦታ ገዳም ኣቡነ ኣናሊቆስ ማይ ብራዝዮ እናተብሃለ ዝፍለጥ ኣበይ ከባቢ ንረኽቦ?
|
Female
|
25-35
|
ti_ET
|
|
03OMOMxTqYNvBkqo3oHg
|
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
| 17.22
|
እዚ ምስሊ እዚ ዘመናዊ ሰዋስው ቋንቋ ትግርኛ እትብል መፅሓፍ እትብል እዚኣ ከዓ ብዶክተር ዳንኤል ተኽሉ ረዳ ዝተፅሓፈት መፅሓፍ እንትትከውን መፅሓፍ ድማ ንፀሓፍቲ ከም እቶት ንተጠቀምቲ ድማ ከም ምንጪ ፍልጠት ኮይና ተገልግል።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
03WgAurwy2fZqH5ur6qa
|
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
| 15.84
|
አብ ኸተማታት መብዛሕትኡ ዝዝውተር ዝተፈላላዩ መዝናነዩ ቦታታት ኣለው እዮም። ሓደ ዝኾነ ድማ ናይ እንዳ መስተ ምዝናነዩ ቦታ ዝተፈላላዩ ዘመናዊ መስታት ዝሓዘ ቦታ እዩ።
|
Male
|
36-49
|
ti_ET
|
|
03oqASdXCBsdFkq2WDZM
|
ZTGuXpV2zvQUB81b01mqKzci1Mh2
| 16.86
|
አዚ ኣብ ምስሊ ዝሪኦ ዘለኩ ቦታ ናይ ዲጀ ሚሊ ዝተብሃለ ናይ ስራሕ ቦታ አዩ ዲጀ ሚሊ ድማ ንመርዓ ንቀለበት ንጥምቀት ከመኡ አዉን ን ፕሮሞሽን ን ዝተፈላለዩ ስራሓትታት ይሰርሕ አዩ ከምኡ ድማ ሙሉአ ባንዲ ከም ዘቅርብ ዝናገረሉ አዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
04S71mSRFdHkTtpY3pYX
|
OZsUKGGvDcgeSfDKMklIDHaK7wB3
| 27.36
|
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኦ ዘለና ትሕዝትኡ ብዛዕባ ናይ ሰላም ትሕዝቶ ከም ዘለዎ ዝሕብር እዩ። እዚ ኣፍቲ ዉሽጢ ምስሊ ዘላ ዒፍ ሰላም እላገለፀት ከምዝኾነ ሓቢሩልና እዩ። እዚ ካርታ ናይ ምንታይ ሃገር ካርታ ዝገልፅ እዩ? ወይ ኸዓ ናይ ምንታይ ሃገር ካርታ እዩ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
04mteOl8zPZO9bmJACeh
|
hPb8pw8X33VCYxibp8X86NBMXrp2
| 16.98
|
ዜና ዜና ማለት ካብ ተኣመንትን ፍልፍላት ብምብጋስ ግዚኡ ዝሓለወ ጠቃምን ፍፃመታት ወይ ሓበሬታታት እዮም:: ዜና ብዝተፈላላየ መልክዑ ይፍኖ ንስካትኩም ከ ኣብ ሂወትኩም እንታይ ዓይነት ዜና ሰሚዕኩም ትፈልጡ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
04t1Ju6Rzh444s0ulKWJ
|
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
| 16.08
|
እዚ ኣብ እስክሪን እንሪአ ዘሎ ምስሊ ናይ ገጠር ነበርትን ናይ ከተማ ነበርትን መንበሪ ገዛ ክኮን ይክእል እዩ፡፡ ካብኡ ድማ ዒባ እውን ኳና እውን ዘለዎ ቦታ እዩ፡፡
|
Male
|
36-49
|
ti_ET
|
|
04yOJKYVlfCqsgYeQQBC
|
j7jNlGteRXULvt1IMvtNc1GyS1y1
| 18.12
|
ዜና ኣውትር ፤ዜና ማለት መልእኽቲ ብማሕበራዊ ሚድያወይ ከዓ ብቲቪ ገይሩ ናብ እዝኒ ኣድመፅትን ዝመሓላለፍሉ ዘዲየ እዩ።ንኣብነትብማሕበራዊ መራከቢ ሓፋሽ ድማ ፌስቡክ ዩቱቡ ዘኣመሰሉ እዮም።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
050NmnS74flxM13syGcH
|
t9l4TV6iweSoEMBNbSbe5IIvlCO2
| 16.56
|
አብዚ ቦታ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ክዳውንቲ ፣ ጫማታትን ቦርሳታትን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ናይ ጡጥ ውፅኢታትን ዝሽየጥሉን ዝግዝእሉን እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
05gJYBOI1AQ48luTSD9E
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 15.896
|
ፀግራ ዝተሰረሐት ጓል ትረኣ ብጣዕሚ ደስ በሃሊትን ሰሓቢትን።
ንደቂ ኣንስትዮ ከዓ ብጣዕሚ የፀብቐለን።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
05qxqMD3Ts3oZHlidxcB
|
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
| 20.7
|
እዞም ኣብ ምስሊ እንሪኦም ዘለና ዝተፈላለዩ ገዛውቲ ወይድማ ብባህላዊ መልክዕ ዝተሰርሑ ህንጻታት ዘርኢ ምስሊ እንትኸውን ከም መዝናነይ ቦታ ኮይኖም ዘግልግሉ እዮም።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
069ukSpSDhXZB7Gcay0R
|
eqJJRBlEK8M9oqdTP2YS4frC5d92
| 17.7
|
ንመረባ ደቂንስትዮ ኣብ እግረን ዝገብርኦ ኣልቦ ዝበሃል ግን ዝተፈላለዩ ንኣብነት ብወርቂ፣ ብስንዲድ፣ ብብሪ፣ ብነሃስ ዝተሰርሐ ክኸውን ይኽእል እዩ።።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
06MgzDvBXf15p8gY14nV
|
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
| 17.58
|
ጥበብን ባህልን፦
ጥበብን ባህልን እንብሎ ናይ ሓደ ከባቢ ወይ ውን ስፍራ ካብ ቐደም ዝፀንሐ ዝተወረሱ ወይውን ዘምጽኦም ጥበባት እዮም፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
06XOGpQnZJSMLuT1WGTl
|
FBRlNty4SpcxGUoOIdbxYuGe6gX2
| 15.3
|
ኣብዚ ምስሊ እዚ እንሪኦ ጫማ ኾይኑ ዱፉን ጫማ ማለት እዩ።ዝበዝሕ ኽፋሉ ፀሊም ሕብሪ ዘለዎ ሕልፍሕልፍ ኢሉውን ፃዕዳ ሕብሪ ዘለዎ ዱፉን ጫማ ንርኢ ኣለና።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
07D7qqijldsZ0y4Yu3Ij
|
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
| 17.94
|
እዚ ምስሊ እዚ ካብ ዕለት ዕለት ናብራና እንጥቀመሎም ኣቁሑት ዝኮኑ ከምኒ መንከሽክሽ፣መንፊት፣ጎማን ካልኦት ዝበሉ ኣቁሑት ይምልከት።እዚኦም ድማ ብኢድ ዝተሰርሑ እንትኮኑ ንስራሕቲ ናይ እቶት ፍልፍል ኮይኖም የገልግሉ ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
07XoTVWpCxNXGydMd1RI
|
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
| 11.46
|
አብ እቲ ምስሊ ከም እትሪኢዎ ዘለኩም አብ ሓደ ጥንታዊ ገዛ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡ እና እዚ ገዛ አበይ ይርከብ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
07fGFGLnTm3Zg8NT9dRW
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 15.84
|
ኣብዚ ምስሊ ንሪኦ ዘለና ሽሙ ሽጉርቲ ይባሃል፡፡ ሽጉርቲ ብዋንኡ ዝጠቅም ከም መስርሒ ፀብሒ ኮይኑ የገልግል፡፡ ኣነውን ሽጉርቲ ዝኣተዎ ፀብሒ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ፡፡
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
08EkQRTWVrQ71VPKg9EE
|
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
| 18.42
|
ሃይማኖት ማለት ሓደ ማሕበረሰብ ዝአምኖ ምስ ዝአምኖ ድማ ልዑል ቦታ ዝህቦ ኮይኑ እዚ ድማ ሓደ ፈጣሪና ኢሎም ዝአምንዎ ዝፍፅምሉ ናይ አምልኮ ስርዓት እዩ። እዚ አብ ምስሊ እንሪኦ ዘለና እውን ሓደ ካብአቶም ኮይኑ ንዝአምንዎ ፈጣሪኦም ከምልኩ ከለዉ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
08PglZcF5IRaRumzl9iy
|
EQoTEAqZUKZ5idWgs361397DGcS2
| 17.7
|
ሱፐርማርኬት ኣቁሑ ማለት ኣብ ሱፐርማርኬት ኬድና እንረክቦም ኣቁሑት ኮይኖም ንኣብነት ከም ሻምፖ፣ሎሽን፣ቾኮሌት፣ሎውዝ ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣገልግሎት እንረክበሉ እንርብሓሉን ሱፐርማርኬት ኣቁሑ ንፅዉዖም ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
08kmlvYKobC6nElwNz5y
|
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
| 15.78
|
ዓብዪ ደስ በሃሊ ትካል፣ ኣብ 6 ኪሎ ዝርከብ ማእከል ክሊኒክ፣ ዓበይቲ ዶክተራት፣ ዓበይቲ በዓል ሞያታትን ዝርከብሉ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
09UAYJr7yNVz6caG7IgS
|
MR8vZSSEz4UkHekjSMrEcJhRfC53
| 15.84
|
ካብ ቁነታት ወይ ኣታሓሕዛ ፀጉሪ ሓደ ዝኾነ ሃፀይ ቴድሮስ ዝባሃል እትከውን እዚ ዶሞ ኣብ ሸውዓተ ንታሕቲ ዝቁነን ቁኖ እንትኸውን እዚ ሃፀይ ቴድሮስ ኣብ ቀደም እዋን ዝቁነኖ ነበረ ዓይነት ቁኖ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
09Y82zYv9biCRKDtSmB4
|
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
| 17.1
|
እዞም አብ ምስሊ ትሪእዎም ዘለኩም መናእሰይ አብ ሓደ ዓብይ ገዛ ኮይኖ ኮምፒውተር እናተጠቀሙ እዮም። እዞም መናእሰይ ኮምፒተር ብምጥቃሞም ብዙሕ ጥቅምታት ይረኽቡ እዮም። እዞም ኮምፒተር ንወድሰብ ዝህብዎ ጥቅሚ እስቲ ግለፁ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
09j5InKZzxmNXqPsDs1Z
|
nRnZcDcNFCSdMc5QPTT0f7cBUK62
| 16.44
|
እዚ ኣምስ እዚ ኣብዚ ምስሊ ትርእይዎ ዘለኹም እ ብ ሰባት ብቡዝሕ ሰባት ዝፍለጡ ዓዲ ዝመርሑ እንታይ ይባሃሉ? ፖለቲካ እኳ...
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Ab2ToN6DE1kJybEBShT
|
EQoTEAqZUKZ5idWgs361397DGcS2
| 15.36
|
ሙዚቃ ማለት ሓደ ናይ ባህላዊ ጨዋታታት ዘመልአ ኮይኑ ከም ኣብነት ሓደ ከም ክራር፣ጭራወጣ ዝኣመሰሉ ናይ ባህልና ጨዋታታት ንመጫወትን መዘናግዕን ንጫወተሉን ንዝሰርሑሉ ስራሕ ይበሃል።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0AsvjCuFO7N9lOD5YOkR
|
LTWWOsi8O1fCpo2wagggPuUrk8k1
| 15.48
|
እዚ ካብቶም ኣሕምልት ፍራምረን መሸጢ ሓደ ኮይኑ እንዳ ኣስቤዛ ይበሃል፡፡ብፍሉይ ሽሙ እዙይ ድማ ብዙሓትን ምቁራትን ጥዑማትን ናይ ፀብሒ ቅመማት ዝረከብዎ እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0B12IDQc0aMjFQfcLpQJ
|
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
| 15.48
|
ዝኾነ ይኹን ማሽን ብጣዕሚ ኣድላይን ኣገዳስን እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ስራሕ መሳለጢ ስለእንጥቀመሉ አብ ዝኾነ ይኹን ማሽን ክንሕዝ ይግበአና። ብፍላይ ድማ ብቀረባ እንተንረኽቦ ተመራፂ ይኸውን። ንክንረኽቦ ድማ ንፅዓር።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0BIvqqQ10cn4UoW9npjN
|
cNYIBco9XdXvWliv2spvJT8i7og2
| 20.715125
|
መጋየጽን መመላካክዕን መብዛሕቲኡ ንደቂ ኣንስትዮ ዝጠቅሙ ኮይኖም መጋየጺ ክንብል ከለና ንሓደ ነገር መልክዕ ኣጉሊህ ኣቢሎም ንከርእዩ ዝሕግዙ እንትኮኑ ቡዙሕ ዓይነት መጋየጺ እንሄው ንኣብነት ከም ኩሕሊ፣ ወርቂ፣ ቡሩር ኢልና ንገልጾም።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0BjtNiymEczc6JVySL1d
|
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
| 16.909313
|
እዚ ካብ ዕፅዋት ሓደ እንትከውን ሽሙ ድማ ጫማ በለስ እናተበሃለ ይፍለጥ።ከም ባህላዊ ንመድሓኒት ከገልግል ይክእል እንደገና ድማ ኣብ ጥቃ ሓፁር ወይከዓ ኣብ በረካ ዝቦቅል ዓይነት ተኽሊ እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0BxpL26NvMtI7HJBOAvu
|
ZTGuXpV2zvQUB81b01mqKzci1Mh2
| 16.62
|
እዚ ኣብ እስክሪን እንሪኦ ዘለና ምስሊ ሓደ ናይ ስራሕ ቦታ ኾይኑ እዚ ናይ ስራሕ ቦታ ድማ ሸቀጣሸቀጥ እዪ። ኣብዚ ሸቀጣሸቀጥ ዝተፈላለዩ ኣቑሕታታት ዝሽወጡ ኮይኖም ብፍላይ እዉን ናይ ቤተ ክርስትያን ኣቑሕታት ይሽወጡ እዮም ከም ፅላል ዝበሉ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0ByoFy1WlYAuR3txODaJ
|
RTKoJRIuoXWDNKeclnWgIZ7NPV43
| 19.86
|
ካብ ንመጓዓዚ ንትራንሰፖርት ዝጠቕሙና ነገራት ሓደ ፈረስ ከም ኣብነት ዝጥቀስ እዩ። ካብ ባህላዊ ትራንስፖርት እዉን ይጠቕስ ብፍላይ ድማ ኣብ ቐደም ግዜ ብጣዕሚ ንጥቀመሉ ዝነበርና ዓይነት መጓዓዐዚ እዩ ብፍላይ ኣብ መርዓ ኣብ በዓላት ዝኾነሉ ግዜያት ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0C0nGdm4JJZ6UcA9K79q
|
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
| 15.06
|
ንኣርባዕተ ዓመታት ተመዛበሉ ግዳይ ሕማምን ሞትን ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ናብ መረበቲ ኽምለስ ይግባእ። እዚ ዝረአያና ዘሎ ምሰሊ ቡዙሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ሰልፉ ይኣክል ኾይኒ ናብ መረበትና መልሱና ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ እዩ።
|
Male
|
36-49
|
ti_ET
|
|
0C3QAxQX48R6JYcweSfb
|
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
| 15.48
|
ደስ ትብል መኪና ሓድሓደ ግዜ ናይ ገዛ መኪና ተባሂለን ይፍለጣ ወቂባ ኣዝዩ መዓልቲ ሓጎሳ ኮይኑ ከዓ ይስማዓ ደስ ትብል ብጣዕሚ ሰሓቢት መኪና እያ። ብጣዕሚ ካብ ዝፈትዋ እያ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0CdLI1IHGI7p2lKe4soG
|
XezlpD1O2FcBJevZEUvzzlEZCKS2
| 15.6
|
እዚ ከምዚ ንሪኦ ዘለና ሓደ ኣርማ ኮይኑ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ናይ ሰባዓ እንደርታ ወይ ከዓ ናይ መቀለ መለለዪ ኣርማ እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Cuvm8NJXSiy9Exseets
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 15.986688
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ቅዳሜ ቢራ ይበሃል፡፡ እዚ ቢራ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተኣታተወ እዩ፡፡ ኣነ እውን እዚ ቢራ እዚ ክጥዕሞ ብጣዕሚ እየ ተሃንጥየ ዘለኩ፡፡
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0D4qwt1kpv0DYPxwSd8h
|
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
| 16.14
|
ምስሊ እንሪኦ ዘለና መናእሰይና አብ ሕማቅ ቦታ ካብ ምውዓል ኣብ ስፖርታዊ ዝኮነ ምንቅስቃስ ዝውዕልሉ ኮይኑ እዚ ድማ ዝተፈላለዩ ኩዕሶ አብ ማእከል ብምእታው ንዕዑ ድማ ብምውቃዕ ዝጭወት ጨዋታ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0DjqEgQyVSsgHYvJntAO
|
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
| 16.26
|
እዚ አብ ምስሊ እትሪኢዎ ዘለኹም ብማዕተብ ዝተጠቕለለ መጋየፂ መስቀል ይበሃል፡፡እዚ መጋየፂ ሃይማኖት ክርስትና ተኸተልቲ ሰባት አብ ክሳዶም ይአስርዎ ናይዚ መስቀል ትርጉሙ እንታይ ይመስለኩም?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0ELcjGW8vVGsLDEH9fsW
|
GooQHKAgSSTKfgk74Alpgs9vCvD2
| 15.48
|
ነብሪ ካብቶም ናይ በረኻ እንስሳት ዝበሃሉ ሓደ እዪ። ነብሪ ዝኮነ ነገር መፍለዪ ነገር አለዎ ንሱ ድማ ብቅልጣፈኡ እዪ ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0EhHvKImxZuVYmJIYqmf
|
BAuHRXmyAgZSiV6piuuQRvPJduy2
| 16.5
|
ካብ ተፈጥሮታት ሓደ ሰማይ እዩ። ሰማይ ሰማያዊ ሕብሪ እንኤዎ። ብጣዕሚ እዩ ዓብዪን ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ገፅታ እንኤዎ። አብ ሰማይ እዉን ፀሓይ ትወፅእ። ወርሒ ይወፅእ። ኮኾባት ይርኣያ። ዝተፈላለዩ ደስ ኣብሉ ነገራት ንርኢ። እና ሰማይ ደስ በሃሊ እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Ekm68AHYkB7d0JTD0FZ
|
cfSFjHw4vUNhkWdbaUaAF4Rop1h1
| 18.72
|
ሕጊ ኣኽበርቲ ዝበሃሉ ደቂ ሰባት ኮይኖም ንሳቶም ኸዓ ፖሊስ፣ ትራፊክ፣ ፉሉይ ሓይልን መከላክያን ተባሂሎም ይኽፈሉ። ካብኣቶም ሓደ ትራፊክ እዩ። ትራፊክ ወዲ ሰብ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምስ ዝጓዓዝ ብዙሕ ሰብ ንከይፅዕን ይከላከሉ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0EldRQ0PEfX8A8lvIZxO
|
Ef24kdVQmKafuHI0pVeS5xdYiCH3
| 20.82
|
እብዚ ምስሊ ንሪኦ ዘለና ርእሰ ጉዳይ ብዛዕባ ሕብረተሰብን ስድራን ዝምልከት እዩ ።ስድራ ማለት አብ ሓደ ገዛ አደ ፣አቦ ምስ ደቆም ዝነብርሉ እንትኾኑ ሕበረተሰብ ማለት ድማኒ ናይ ዝተፈላለየ
ስድራ እካብ ማለት እዩ ።ንስኻትኩም ኣብ ከመይ ዓይነት ስድራን ሕብረተሰብን ትነብሩ ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0F1iPioVCVnXXLuGO9ag
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 18.54
|
እዚ ምስሊ ዘመላክት ናይ ስፖርት ዜና እንትከውን ኢ/ያዊ ጎያይ ቀኔነሳ በቀለ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ብሉፅ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ ከም ዝተባሃለ ዝገልፅ ምስሊ እዩ።ኣነ እውን እዚ ይግበኦ እዩ እየ ዝብል።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0FBqiGee8i18Q2ZVG1Co
|
vV32GYkn9AeavHFsLZD8YJXrxq73
| 14.82
|
እዚ ኣብ ምስሊ ንሪኦ ዘለና ገዛ ወይከዓ መንበሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ገጠራት ትግራይ ዝውቱር ዝኾነ ጎጆ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ባህላዊ ኣሰራርሓ ገዛ እዩ ።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0FTREobbGvUBcfSSi1T5
|
woJsbMndsEUIqVxIThjEzFgqdIS2
| 15.869313
|
እዚ ናይ ዜና ማእኸል ኣብ ትግራይ ቲቪ ዝመሓላለፍ ዜና ኾይኑ ናይ ፀባ ምግቢ ንተምሃሮ ዝዕደለሉ ስዓት ዘርኢ ዜና እዩ።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0FTsn3NBvntzz43EYlWg
|
p9jx1fZ1QWdy4fyNPDvzIoX7wIF2
| 14.88
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ምስሊ ሰባት ተኣኪቦም ዝኮነ ብዓል እናክበሩ ይርከቡ። ንክብሪ ሰማእታት ክብሉ ከዓ ካብ ወንበሮም ተላዒሎም ጠጠው ኢሎም እኒሂዉ ።ንምካኑ እዞም ሰባት ናይ ኣበይ ዓዲ ሰባት ይመስልኩም?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Fms6AY2Yr8rJJsS9UAN
|
0mDQXe2zP9S5Cc0lX2FsmOfJGNH2
| 16.2
|
እዚ ናይ ዝተዓሸጉ ዝብሎዖ ምግብታት ዝሽየጠሉ ቦታ እዩ ንአብነት ከምኒ ቆሎ ዝመሰሉ ዝሽየጠሉ ቦታ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0FqPFzWNB9mPdCEgjs0i
|
eqJJRBlEK8M9oqdTP2YS4frC5d92
| 15.18
|
ካብ ባህላዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ሓደ ዝኮነ ክራር እንትኮን በይኑን ምስ ካልኦት ተዋሃሂዱ ጥዑም ዝኮነ ዜማ እንረክበሉ መሳርሒ ሙዚቃ እዩ::
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0FyLyGuDOAqj5qpz4TfS
|
MR8vZSSEz4UkHekjSMrEcJhRfC53
| 15.72
|
ሃይማኖት እስልምና ሓደ ካፍቶም ሃይማኖት ሓደ እንትከውን እዚ ዉን ናብ ዓለም ብ7ይ ክፍለ ዘመን ብነብይ መሓመድ ኣብሉ ዝኣተው እንትከውን እዚ ሃይማኖት እዚ ሃይማኖት ናብ ኢትዮጱያ ይኩን ናብ ዓለም በ7ይ ክፍለ ዘመን እየ ኣትዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0FzJsh6lgaOEMREXZ3ky
|
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
| 20.58
|
እዚ ኣብ ስክሪን ንሪኦ ዘለና ምስሊ ብዛዕባ ፍቅሪ ወለድን ናይ ቀደም ሰባት ዝነበሮም ኣከዳድናን ባህልን ዘርኢ ምስሊ ኮይኑ ናይቶም ኣቦታት ዝተፈላለዩ ክዳውንቲ ዝተኸደንዎ ኣከዳድናታት ዝተጠቀምሎም መጋየጽታት ኮታስ ኩሉ ናይ ቀደም ባህሊ ዘርኢ ምስሊ እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0G0B1KDjJVbkzXYxLCkc
|
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
| 16.38
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ምስሊ ናይ መዝናነዪ ቦታ መናፈሻ ኾይኑ ደስ ዘብል ሓምላዋ ገፅታ ዘለዎ እዩ።እቱ እንሪኦ ዘለና ብተኽልታት ዝተመልአ ዝተፈላለየ ዓይነት ፅሕዲታት ኣለው መንፈስካ ንምሕዳስን ኣእምሮካን ንምርጋዕን ዝጥቀምሉ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0G5EF8oykTCblExbgjk5
|
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
| 20.22
|
ኣብዚ ምስሊ እዚ ማንጎ ዝተበሃለ ናይ ፍራምረ ዓይነት እፅዋት እቲ ተኽሊ እቲ ዋንኡ እፅዋት እትንምልከት እዚ ከዓ ከም ፍልፍል ምግብነት ፉሩእ ንባዓሉ ተኽሊ ድማ ከም ናይ ፍልፍል ፁሩይ ኣየር ኮይኑ የግልግል።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0GqG7uJZBCFQRidQ4xJA
|
FqhpYWyX57RIlX9pnGoxDG4zPsR2
| 15.54
|
አዚ ምስሊ አዚ ተክሊ አንትከዉን ከምዚ አንሪኦ ዘለና አዚ ተክሊ ከኣ ፉሉይ ሽሙ ስየ አንዳተብሃለ ይጽዋዕ አዚ ተክሊ አዚ ከተማታት ኣብ ምዉቃብን ኣብ ምጽባቅን ዓብዩ ግደ ዘለዎ ተኽሊ አዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0H2QnVih1hR0cjAiQL7k
|
9A08fu6MyoVddZAgdCvFN5kGhdW2
| 20.04
|
ናይ ኢትዮጵያ ትምርቲ ሚኒስተር ሓላፊ ዝኮነ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ትምርቲ ፅሬትን ወለዶ ኣብ ምህናፅን ክሰርሕ ይደሊ በዚ ድማ የድንቆ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0H9euCrYSkLQdBndC5so
|
Ef24kdVQmKafuHI0pVeS5xdYiCH3
| 16.68
|
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኦ ዘለና መንበሪ ገዛ ደብሪ ይባሃል፡ ደብሪ ድማ ቀደም ወለድና ብእምንን ጭቃን ጌሮም ይሰርሕዎ ዝነበሩ መንበሪ ገዛ እዩ፡፡ ኣነ ከምዚኦም ዝበሉ ዓይነት መንበሪ ገዛ ክፈርሱ ይክእሉ እዮም ኢለ ስለዝሓስብ ብዙሕ ኣይፈትዎምን፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0HHKN2tba8i0LgtnRzxh
|
FBRlNty4SpcxGUoOIdbxYuGe6gX2
| 17.94
|
እዚ ንሪኦ ዘለና ምስሊ ድማ ናይ ትምህርቲ ሕብረተሰብ ናይ መፅሓፍ ተምሃራይ ማለት እዩ።ናይ ሻድሻይ ክፍሊ እቲ ገፅትኡ የሪአና ማለት እዩ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0HmZACgedgUGb0nwOquu
|
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
| 21.24
|
እዚ እንርእዮ ዘለና ምስሊ ብዝተፋላለዩ ተፈጥሮኣዊ ፅባቀታት ዝተጋየፀ ወይ ድማ ነዓይንኻ ሰሓበነት ዘለዎ ኣብ ዝተፋላለዩ ኸባቢታት ብተደጋጋሚ ዝስራሕ ዓይነት መዝናነይ ቦታ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0HtZQ6IgQqr9tEmpoYoA
|
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
| 19.38
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ምስሊ ካብ እቶ ናይ ገዛ ኣቁሑ ሓደ እንትከውን ዝተፈላለዩ ከምኒ በዓል ቡና ዝበሉ ንምውቃጥ እንጥቀመሉ መውቀጢ ማሽን ብኤሌትሪክ ዝሰርሕ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0HummR7eqdgcBctTzYqX
|
t6FuHycjmGZTuJRaA3HrvKj4dyD2
| 15.24
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ሰብ ኣባላት ምክልካል ሰራዊት ትግራይ ተባሂሎም ካብ ዘፍለጡ ሓደ እዩ።ከምኡ እውን ጀነራት ትግራይ ተባሂሎም ካብ ዝፍለጡ ሓደ እዩ። ሽሙ መን ኢልኩም ትግምቱ ስርሑ ከ እንታይ እዩ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0IMztnpgV69wvbiuZWWi
|
mNRqGRODaZgTZ0j5xAUFSXLNv4C3
| 18.78
|
እዚ ምስሊ ኣብ ትግራይ ኣብ ከባብታት ዓጋመ ማለት እዉን ኣብ ዓዲግራት ካብ ዝርከቡ ባህላዊ ምግብታት ሓደ ብተለምዶ ጥሕሎ ናይ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ዘርኢ እዩ፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0IPtCNsxDFPSrBRPEu50
|
bxwJiSskboWjzPsEhW9QMJfF8h83
| 19.38
|
እዚ ምስሊ አብ ትግራይ ደቂ አንስትዮ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ በዓላት ወይከዓ ንመንነትን ባህልን ዝገልፁ በዓላት ክህልዉ እንከለዉ ካብ ዝጥቀመኦም ዓይነት መጋየፅታት ዘርኢ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0IXHikKARJjhmg4YqVeR
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 16.74
|
ኣብዚ ምስሊ ንሪኦ ዘለና ሽሞም ናይ እዝኒ መጋየፂ ይብሃሉ። ናይ እዝኒ መጋየፂ መብዛሕትኡ ግዘ ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እየን ዝጥቀማሎም:: ኣነ እውን ናይ እዝኒ መጋየፂ ትጥቀም ጋል ኣንሰይቲ ኣድናቂ እየ።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0IZIuEAQEE1M3leJrtdx
|
hPb8pw8X33VCYxibp8X86NBMXrp2
| 15.96
|
ሃይማኖት:- ሃይማኖት ማለት ኣብ ሞንጎ እምነት እና ንዝኣምን ሰብ ዘሎ ምትእምማን ኮይኑ፣ ኣብ ዓለመና ቡዙሓት ሃይማኖታት ኣለዉ። ቡዙሓት ሃይማኖታዊ ትምህርትታት እዉን ኣለዉ። ሃይማኖት እንታይ ጥቅሚ እንኤዎ ኢልኩም ትሓስቡ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0IjRXj2yHmyratttxvAq
|
QITJR9ydnPSXfEuj1f1oSf5clFa2
| 18.18
|
ሽብጢ እቲ ሓደ ካብቶም መፅረይ ክዳውንቲ ዝበሃል ባህሊዊ ሳሙና እዩ። አፅዋት ከም ሳሙና ከገልግሉ ይክእል ድዮም?
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0IlE2pEHgNWwxf5RPKjw
|
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
| 16.242688
|
ኣብ ሱፐርማርኬት ተቀሚጡ ዝርከብ ሳሙና ይበሃል። ንመሕፀቢ ክዳንን ሰውነት ይጠቅም።
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0JHxLaPkjMzhkO7XCM1n
|
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
| 17.16
|
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። እዚ ሰብኣይ ልዕሊ ዓቕሙ ናይ ሞሶብ ተሸኪሙ እታ መኪና ዝተፈላለየ ቦታ እንትጉዓዝ ዘርኢ እዩ ሰብኣይ ግን ልዕሊ ዓቕሚ ሽክሚ ኮይንዎ ኣሎ። አብ ሓያል ፀሓይ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0JRmltrOfPvrXwPKzvqb
|
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
| 18.96
|
ኣብዚ ምስሊ እዚ ከፍ ንመበሊ እንጥቀመሉ ወንበር እንትንዕዘብ እዚ ከዓ ካብ ኣብ መንበሪ ገዛታት መብዛሕትኦም ናይ ኢትዮጵያ እንረክቦ ኣቅሓ እንትከውን እዚ ናይ ገዛ ኣቅሓ እዩ፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Jd8jUtJlkmFBjG4gwmh
|
RTKoJRIuoXWDNKeclnWgIZ7NPV43
| 17.46
|
ማንካ ካብቶም ናይ ገዛ ኣቑሑት ሓደ ኾይኑ ብፉሉይ ብትግርኛ ድማ በይዛ ኢድ እናተባህለ ወይ ድማ ክንዲ ኢድ እናተባህለ ይፍለጥ። እዚ ድማ ካብ ሓፂንን ካብ ዕንፀይትን ክስራሕ ይኽል እዩ። ፀብሒ ንምፅባሕ ድማ ንጥቀመሉ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0JlFwHCfeKT8dug1IyaV
|
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
| 16.32
|
እዚ ምስሊ እዚይ ዘርእየና ናይ ሕብረተሰብ እዬ ዘርእየና። ናይ ሓደ ማሔብረሰብ ዕዳጋ ተኣኪቦም እዩ ዘርኢ ዘሎ።ዝተፈላለዩ ሰባት ነገራት ሒዞሞ ኸሞኒ ዕንጨይቲ፣ ፈሓም መሳሊ ነገር ሒዞም ዝዕድጉ እውን እኒሀው።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0KG7dKqGUZBjQvcYOpxS
|
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
| 15.54
|
ብጣዕሚ ካብቶም ድስ ዝብልን ዘህርፍን ነገር ብተክሊል ምምርዓው እዩ። ብሃይማኖትና ይኩን ብበተሰብና ይኹን ዝህረፍ ነገር እዩ። እና ካብቶም ብጣዕሚ ዝምነዮምን ዝሃርፎምን ሃንቃ ዝገብረሎምን ዝነበርኩ ሓደ እዚ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0KbdAUZiq7cTX4OpnIqJ
|
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
| 19.066688
|
ኣብ ከተማታት ትግራይ ማሕበረሰብ ተጋሩ ንመንበሪ ገዛ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለየ ዓይነት ገዛውቲ ምህላዉ የርኢ ብፍላይ ድማ ን ሃይማኖቶም ወይ ከዓ ሃይማኖት ዝኽተልሉ ምእመናን ጸሎቶም ዘብጽሕሉ ዝሰርሑሉ ዓይነት ገዛ የርእየና።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Kj7l8xL2Jm8ykzDfC5B
|
GooQHKAgSSTKfgk74Alpgs9vCvD2
| 18
|
ፉሉጣት ሰባት ዝኾነ ነገር ከፋልጡ ወይ ድማ ሓዱሽ ነገር ሒዞም ንህዝቢ ክቐርቡ ከለው ዝተፈላለዩ ኣብነት ብምሃብ ትሰብ ክገዝኦም ወይ ድማ እቲ ነገር እሱ ተጠላብነት ክህልዎ ይገብሩ፡፡
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Kk3gpqF3nAKKXidVW5D
|
HWdRbAVmoafuaYBXCQL9LRrpbK62
| 12.36
|
እዞም ኣብዚ ምስሊ ዝርኣዩኒ ዘለዉ ሰባት ሕጊ ኣኽበርቲ እንትኾኑ ኣሽከርከርቲ ብዘይ ሕጊ ካብ ሕጊ ወፃኢ ንኸይኸዱን ዝቆፃፀሩን እዮም።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0KuLoKf7U4D9Vd4H6CpF
|
BdeYR58l9wbdYYfOfFxay8TWhtx2
| 15.78
|
አብዚ ዝሪኦ ዘለኹ ምስሊ ምስሊ ናይ ክልተ ሰብኡትን ምስሊ ናይ ግመልን ይርኢ ኣለኹ እዞም ሰብኡት ድማ ነቲ ግመል ንክፅዕኑዎም ኣቕሓ ሒዞም ኣለዉ ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Lqoatu0xytZHGeaJUpQ
|
QITJR9ydnPSXfEuj1f1oSf5clFa2
| 19.56
|
ካብ ዘበን ናብ ዘመን ወዲ ሰብ ኣብ ኣከዳድና ኣብ ኣነባብራ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቅዲ ምቅይያር ይገበር ኣሎ እቲ ዝሓሸ ቅዲ ግን እንታይ እዩ?
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0NfRkv7VsEOqGSyY2IYR
|
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
| 21.24
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ስእሊ ከዓ አርማ ወይ ከዓ መለለዪ ወይከዓ ባንዴራ ዝገልፅ ኮይኑ ኮሙሽን መረፃ ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ዝጥቀመሉ መለለዪ አርማ ወይከዓ ምልክት ዘርኢ ሰእሊ እዩ
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0NrwwIyosv82uDp3G45k
|
BdeYR58l9wbdYYfOfFxay8TWhtx2
| 16.74
|
እዚ ዝሪኦ ዘለኹ ምስሊ ምስሊ ናይ መፋለጢ ዝሕብር ምስሊ እንትኸውን እዚ ድማ ናይ ሕክምና ወይ ድማ ናይ ማእኸል ጥዕና ኣኽሱም ዘመላኽት መፋለጢ እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0O7bJPKpYBgjgfZiq19I
|
wdNfCt6ezOa9GEGwt2BMMWKMIns2
| 15.12
|
መሰረተ ልምዓት ማለት ሕብረተሰብ ብሓባር ግልጋሎት ዝረክብሎም ኮይኖም ከም ጥዕና ትካላት፣ ፅርግያ ፣መብራህቲ ፣ባንኪ፣ ቤት ትምህርትን ካልኦትን ዝሓዙ እዮም። አብ ዓድና እኩል ዝኮነ መሰረተ ልምዓት እኒኦ ኢልኩም ዶ ትሓስቡ ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0O7neKF1Xj4KWpuWqWOo
|
GxFHvy8DQoUmWk0d2tBQhNffoI03
| 16.02
|
ኣብዚ ምስሊ እንሪኦም ዘለና ሰባት ናይ ባህላዊ ትግርኛ ሳዕሲዒት ወይ ድማ ትልሂት ብሓባር እንትጫወቱ ዘርኢ ኮይኑ ሕልፍሕልፍ ኢሎም ድማ ናይ ቀደም ናይ ክብሪ ልብሲ ዝተኸደኑ ሰባት ንርኢ ኣለና።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0OaTyD3U8YtvF74vaIkW
|
NBaV26KvidY0HoSmQQrX8ObpCdJ2
| 16.44
|
ትምህርቲ ኣዝዮም ጠቀምቲ ካብ ዝኮኑ ነገራት ሓደ ኮይኑ ከም ፍልፍል ፍልጠት ኮይኑ የገልግል ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣካላት ድማ ክንረክብ ንክእል ኢና። ንሳቶም እውን ካብ ዝፈልጥ ሰብ መፅሓፍ ካብ ዓርኪ ክንረክብ ንክእል ኢና ንስኩም ከ ትምህርቲ ጠቃሚ እዩ ኢልኩም ትሓስቡ ዶ?
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0PIbKfXd9gMOio1akvTT
|
wdNfCt6ezOa9GEGwt2BMMWKMIns2
| 14.88
|
ሕጊ ኣኽበርቲ ማለት ብመንግስቲ ብዝባሃቦም ስልጣን መሰረት ሕጊ ዘኽብሩን ሕጊ እንትጣሓስ ድማ ግቡእ ዝኾነ ቅፅዓት ዝህቡን ኣካላት ማለት እዮም። ኣብ ከባቢኹም ሕጊ ኣኽበርቲ ኣለዉ ዶ?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0PMjkWGuwmdHlYNkhSlT
|
mNRqGRODaZgTZ0j5xAUFSXLNv4C3
| 16.08
|
እዚ ምስሊ ካብ ጣዉላ ወይ ከዓ ኦም ተፀሪቦም ዝተፈላለዩ ዓይነት ቅርፂ ክህልዎም ዝተገበሩ ናይ ኣቁሑ ዓይነታት ናይ ዝሽየጠሉ ቦታ ዘርኢ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0POF8UNbcxB8hmnv5aRU
|
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
| 18.24
|
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኦ ዘለና ሓደ ካብቶም ደረፍቲ ኮይኑ ከይርሳዕ ከይድገም በሊ ዓደይ በሊ ብዝብል ዜሙኡን ደርፉን ዝፍለጥ ደራፊ መን ይባሃል?
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Q6p7QFINfg7Jv0RKwk1
|
GxFHvy8DQoUmWk0d2tBQhNffoI03
| 15.9
|
ኣብዚ ምስሊ ከም እንርደኦ ኣብ ሓደ ገጠራማ ክፍሊ ናይ ዓድና ዘላ ሓንቲ ኣዶ ቡና እና ኣፈለሐት ከም ኢሊ እውን ካሊእ ሓዊ እናቀፃፀለት ከም ዘላ ንዕዘብ።
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Q8LjdeZGCLcIdRT90LO
|
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
| 18.6
|
እዚ እንሪኦ ዘለና ስእሊ ከዓ ዓይነት መጋየፂ ኮይኑ ፍሉይ ስሙ ድማ ሰዓት እናተባሃለ ዝፅዋዕ ኮይኑ ኣብ ኢድና ብምግባር ንመጋያየፂ እንጥቀመሉ ናይ መጋያየፂ መሳርሒ ዓይነት እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0RY2CYq51G4OqtrqB0zQ
|
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
| 16.14
|
ዓለምና ዝተፈላለዩ ዓይነታት መስተት ዓይነታት ኣለዉ። እዚ ኣብ ቅድሚና እንሪኦ ዘለና ምስሊ ከዓ ናይ ኣረቂ ምስሊ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ሽምን ኣርማን ዘለዎ እዩ። እዚ ድማ ማሕበረሰብና ውን ቡልዕል ተጠቃምነት ዘለዉዎ መስተ ኣረቂ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0RgR6h4lXsjEkAwfVtDk
|
bxwJiSskboWjzPsEhW9QMJfF8h83
| 18.06
|
እዚ ምስሊ ዕድሚኦም ዝኣከሉ ህፃውንቲ ኣብ ገበታ ትምህርቲ ተኣኺቦም ብመዘናገዒ መንገዲ ገይሮም ኣብ ትምህርቲ ቤቶም እንትዝናነዩን እንዳትዝናነዩ እውን ትምህርቲ ዝረኽብሉ መንገዲን እንዳተምሃሩ ዘርኢ ምስሊ እዩ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0RpI5ldepOm4Yjx0hqqk
|
BAuHRXmyAgZSiV6piuuQRvPJduy2
| 15.3
|
ካብ ስራሕቲ ሓደ ደራሲ እዩ፡፡ ደራሲ ብዙሕ ግዜ ሂወቱ ዝመርሕ ደርፊ ብምምፃእ ግጥሚ ብምግጣም ኣብኡ እናሃለወ ዜማ ኣእትዩ ደርፊ ብምፍጣር ማለት እዩ።እና ሰባት ብምዝንናይ እና ሰባት ሓሪፍ ሙድ ኣብ ምእታይ ዝሰርሕ እዩ ማለት እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Ru2WzlZHWTQREMk4HE8
|
Vgbw6nT1s0fS61YMaltR3LhBO872
| 16.2
|
ተማሃሮ ትምህርቶም ንምክትትል ሰዓቶም ኣክቢሮ ናብ ትምህርቲ እንዳከዱ ዝርከቡ እዮም፡፡ ተማሃሮ ትምህርቶም እናተከታተሉ ዝነበሩ ድማ ናብ ገዝኦ እንዳተመለሱ ኣለዉ፡፡
|
Male
|
25-35
|
ti_ET
|
|
0SL8KVVj9uoPuqtZs9xr
|
j7jNlGteRXULvt1IMvtNc1GyS1y1
| 16.86
|
ሕርሻንግብርናን :ሕርሻ ማለት ካብቶም መሰረት ህይወት ዝኮኑ ዓይነታት ስራሕ ሓደ ኮይኑ ግብርና ማለት ድማ ንሕርሻ ዝጠናከረሉ ሜላ ማለት እዩ፡፡
|
Male
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0SdnGjQJJfVsrqTKKAt0
|
aDcxf1vCvBSaM7n9cpDA5Mi0BGq2
| 17.4
|
ዜና ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ወይ ውን ሓደሽቲ ኽስተታት ዝፍነውሉ ኾይኑ ናይ ሓንቲ ሃገር ዝተፈላለዩ ግዝያዊ ኹነታት ንምዝታይ ዝተፈላለዩ ሙሁራት ኣብ ዘካየድዎ ጉዳይ ጉባኤ ዝተኻየደ ኽስታት እውን ይፍኖ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|
|
0Sf5Dav5S7xABkKs5LrC
|
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
| 22.86
|
እዚ ምስሊ እዚ ዘርኤና ተፈጥሮን ኣከባብን አንትከውን ቆልዑት ኣለዋ ካብዚ ዝዓቖረ ማይ ማይ ዝቀድሓ ጀረካን ሒዘን ኣለዋ ይቐድሓ ከምዘለዋ ውነዩ ትምስሊ እዩ ዝሕብር ደስ ዘብል ተፈጥራውን ኣከባብን ገጽታ ዘለዎ ቦታ ምኳኑ እቲ ኣብኡ ዝኒአዉ ተኽልታት እጽዋታት እቲ ማይ ባዕሉ ድምቀት ናይቲ ከባቢ ዝኮነ አዩ እኒአ።
|
Female
|
18-24
|
ti_ET
|