audio_id
stringlengths
20
20
speaker_id
stringclasses
72 values
audio
audioduration (s)
6.54
34
audio_duration
float64
6.54
34
transcription
stringlengths
22
297
gender
stringclasses
2 values
age_group
stringclasses
3 values
locale
stringclasses
1 value
008PMvOdMolcjxr5kg0H
67fHdVoTVhZq0LZb2uSn262CNWs2
15.42
ካብ መሰሚታውታት ልምዓት ሓደ ኣርክ቎ክ቞ርን ህንፃ ስራሕን እዩ። እዚ ንሪኊ ዘለና በዓል ሓደ ፎቕ ገዛ ዝስራሕ ዘሎ ንምንታይ ጥቕሚ እዩ ።ኣብ ምንታይ ኚባቢ ኹ ይርኚብ ?
Female
25-35
ti_ET
00VTX05Hi6q7ijfRsuCn
1ykUSD6ksCMf1Wjta4Lposs0wHq2
15.42
ኹም ዝፍለጥ መጋዓዝያ ካብ ሓደ ቊታ ናብ ካልእ ቊታ ኚምኡ እውን ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ካልእ ዓዲ ሰባት ንብሚት ኚምኡ እውን ካልኊት ኣቑሑ ንምጉዕዓዝ ዝጠቅም፡፡እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኊ ዘለና ዓይነት መጓዓዝያ እንታይ ተባሂሉ ይፍለጥ ?
Female
18-24
ti_ET
00VwcZEpFQ4wxiYEwFaq
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
17.162688
መስቀል ይበሃል ። ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ኞባቢ ቀተኜርስትያናት ዝርኚብ እንትኞውን ኣሰራርሑኡ ድማ ካብ ብሩር ወይ ኹዓ ካብ ወርቂ ዝስራሕ ይኹውን ። ሃይማኖት ኣቊታት ኣብ ቀተክርስትያን ዝሕዝዎ እዩ።
Male
18-24
ti_ET
00h8DDcUcM9jPzTuPEeI
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
15.78
እዞም ኣብ ምስሊ እንሪኊም ዘለና ኣወዳትን ኣጓላትን ባህላዊ ስዕስዒት ኣገው ዘርእዩና ዘለው መናእሰይ እዮም ፡፡ ኣነ እውን ባህላዊ ስዕስዒት ናይ ኣገው ክርኢ ኚለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ፡፡
Male
25-35
ti_ET
016AsQDD4V776GL2xXMZ
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
15.36
እዚኣ ንሪኣ ዘለና ስእሊ ኾዓ መሰሹተ ልምዓት ትገልጜ ኮይና ማሕበሚሰብ ጜሩይ ግልጋልት ማይ አንዳተገልገለ ተርኢ ወይ ኚኣ ትገልጜ ስእሊ እያ።
Male
18-24
ti_ET
01LfyZOfWrPCNtEKogYX
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
15.72
ዘመናዊ ዝኮነ ኣቅሓ ናይ ገዛ ወይ ድማ ናይ ቢሮ ምሓዝ ኣድላይ እዩ።ምክንያቱ ዝኮነ ይኩን ስራሕ ክትሰርሕ ብኣቅሓ ስለ ዝኮነ ስራሕ እውን ወሳኒ ናይ ሂወትና ስለ ዝኮነ ነቲ ስራሕ እትሰርሐሉ ኣቅሓ እውን ምርፅ ኣብልካ ዘመናዊ ክኹውን ኣለዎ ዘመናዊ ተዝኮን ይምሚፅ።
Female
18-24
ti_ET
01vZQiNLXKuf3urDbmWp
nRnZcDcNFCSdMc5QPTT0f7cBUK62
15.48
እዚ ኣብ ምስሊ ትሪእዎ ዘለኹም ሰባት ዝጥቀሙሉ ወሳኒ ግልጋሎት ዝሚኜብሉ ቊታ ታይ ይበሃል?
Female
18-24
ti_ET
023cMgpgXAYStqvaosRW
NjjkLqaD9bXilbCgv4BYvx8Dn1P2
16.98
እዚ ኣብ ስክሪን ዝሹአዹኒ ዘሎ ምስሊ ምስሊ ናይ ብዙሓት መኪናታት እዩ እዘን ዓይነታት መኪና እዚአን ድማ ትራክተር ይብሃላ እዘን ትራክተር ድማ ንማሕሚስን ንካልኊት መፅዐኛ እንጥቀመለን ኢና።
Male
18-24
ti_ET
02S6sqJOwdxk6Y8issPC
cNYIBco9XdXvWliv2spvJT8i7og2
25.115313
ተፈለጥቲ ሰባት ክንብል ኹለና ካብ ሓደ ማሕበሚሰብ ውፅእ ኢሎም ብጥበቊም ዝገልፁ ብቡዙሕ ዓይነት ናይ መድሚኜ ትርኢት ናባና እንተቅርቡ ፍሉጣት ክኮኑ ይኞእሉ። ንአብነት ኹም ኪሮስ ኣለማዮህ ፣ሰሎሙን ሃይለ ደሚፍቲ እዚኊም ኢልና ክንሕዞም ንኜእል። ገጠምቲ ዝተፈላለዩ ፍሉጣት ሰባት ኣለዉ።
Female
18-24
ti_ET
02uqZhHGErOpo1jLkHSU
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
15.18
ፖለቲካ እንብሎ ብዙሓት ፖለቲኚኛታት ዘሳትፍ ናይ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ዝሓዘን እዩ፡፡
Female
18-24
ti_ET
036Mm1xNI2RpuOyKkMbm
67fHdVoTVhZq0LZb2uSn262CNWs2
15.42
ናይ ዓለም መንገዲ ይትሚፈና ናይ እግዚአብሔር መንገዲ ይሕሾና ወይክዓ ናይ እግዚአብሔር መንገዲ መሪፅኊም ዝነብሩሉ ቊታ ገዳም ኣቡነ ኣናሊቆስ ማይ ብራዝዮ እናተብሃለ ዝፍለጥ ኣበይ ኚባቢ ንሚኜቊ?
Female
25-35
ti_ET
03OMOMxTqYNvBkqo3oHg
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
17.22
እዚ ምስሊ እዚ ዘመናዊ ሰዋስው ቋንቋ ትግርኛ እትብል መፅሓፍ እትብል እዚኣ ኹዓ ብዶክተር ዳንኀል ተኜሉ ሚዳ ዝተፅሓፈት መፅሓፍ እንትትኚውን መፅሓፍ ድማ ንፀሓፍቲ ኹም እቶት ንተጠቀምቲ ድማ ኹም ምንጪ ፍልጠት ኮይና ተገልግል።
Female
18-24
ti_ET
03WgAurwy2fZqH5ur6qa
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
15.84
አብ ኞተማታት መብዛሕትኡ ዝዝውተር ዝተፈላላዩ መዝናነዩ ቊታታት ኣለው እዮም። ሓደ ዝኟነ ድማ ናይ እንዳ መስተ ምዝናነዩ ቊታ ዝተፈላላዩ ዘመናዊ መስታት ዝሓዘ ቊታ እዩ።
Male
36-49
ti_ET
03oqASdXCBsdFkq2WDZM
ZTGuXpV2zvQUB81b01mqKzci1Mh2
16.86
አዚ ኣብ ምስሊ ዝሪኊ ዘለኩ ቊታ ናይ ዲጀ ሚሊ ዝተብሃለ ናይ ስራሕ ቊታ አዩ ዲጀ ሚሊ ድማ ንመርዓ ንቀለበት ንጥምቀት ኚመኡ አዉን ን ፕሮሞሜን ን ዝተፈላለዩ ስራሓትታት ይሰርሕ አዩ ኚምኡ ድማ ሙሉአ ባንዲ ኹም ዘቅርብ ዝናገሹሉ አዩ።
Male
18-24
ti_ET
04S71mSRFdHkTtpY3pYX
OZsUKGGvDcgeSfDKMklIDHaK7wB3
27.36
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኊ ዘለና ትሕዝትኡ ብዛዕባ ናይ ሰላም ትሕዝቶ ኹም ዘለዎ ዝሕብር እዩ። እዚ ኣፍቲ ዉሜጢ ምስሊ ዘላ ዒፍ ሰላም እላገለፀት ኚምዝኟነ ሓቢሩልና እዩ። እዚ ካርታ ናይ ምንታይ ሃገር ካርታ ዝገልፅ እዩ? ወይ ኾዓ ናይ ምንታይ ሃገር ካርታ እዩ?
Female
18-24
ti_ET
04mteOl8zPZO9bmJACeh
hPb8pw8X33VCYxibp8X86NBMXrp2
16.98
ዜና ዜና ማለት ካብ ተኣመንትን ፍልፍላት ብምብጋስ ግዚኡ ዝሓለወ ጠቃምን ፍፃመታት ወይ ሓበሬታታት እዮም:: ዜና ብዝተፈላላዚ መልክዑ ይፍኖ ንስካትኩም ኹ ኣብ ሂወትኩም እንታይ ዓይነት ዜና ሰሚዕኩም ትፈልጡ?
Female
18-24
ti_ET
04t1Ju6Rzh444s0ulKWJ
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
16.08
እዚ ኣብ እስክሪን እንሪአ ዘሎ ምስሊ ናይ ገጠር ነበርትን ናይ ኹተማ ነበርትን መንበሪ ገዛ ክኮን ይክእል እዩ፡፡ ካብኡ ድማ ዒባ እውን ኳና እውን ዘለዎ ቊታ እዩ፡፡
Male
36-49
ti_ET
04yOJKYVlfCqsgYeQQBC
j7jNlGteRXULvt1IMvtNc1GyS1y1
18.12
ዜና ኣውትር ፀዜና ማለት መልእኜቲ ብማሕበራዊ ሚድያወይ ኹዓ ብቲቪ ገይሩ ናብ እዝኒ ኣድመፅትን ዝመሓላለፍሉ ዘዲዚ እዩ።ንኣብነትብማሕበራዊ መራኚቢ ሓፋሜ ድማ ፌስቡክ ዩቱቡ ዘኣመሰሉ እዮም።
Male
18-24
ti_ET
050NmnS74flxM13syGcH
t9l4TV6iweSoEMBNbSbe5IIvlCO2
16.56
አብዚ ቊታ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ክዳውንቲ ፣ ጫማታትን ቊርሳታትን ኚምኡ እውን ዝተፈላለዩ ናይ ጡጥ ውፅኢታትን ዝሜዚጥሉን ዝግዝእሉን እዩ።
Male
18-24
ti_ET
05gJYBOI1AQ48luTSD9E
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
15.896
ፀግራ ዝተሰሚሐት ጓል ትሚኣ ብጣዕሚ ደስ በሃሊትን ሰሓቢትን። ንደቂ ኣንስትዮ ኹዓ ብጣዕሚ ዚፀብቐለን።
Male
25-35
ti_ET
05qxqMD3Ts3oZHlidxcB
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
20.7
እዞም ኣብ ምስሊ እንሪኊም ዘለና ዝተፈላለዩ ገዛውቲ ወይድማ ብባህላዊ መልክዕ ዝተሰርሑ ህንጻታት ዘርኢ ምስሊ እንትኞውን ኹም መዝናነይ ቊታ ኮይኖም ዘግልግሉ እዮም።
Male
18-24
ti_ET
069ukSpSDhXZB7Gcay0R
eqJJRBlEK8M9oqdTP2YS4frC5d92
17.7
ንመሚባ ደቂንስትዮ ኣብ እግሚን ዝገብርኊ ኣልቊ ዝበሃል ግን ዝተፈላለዩ ንኣብነት ብወርቂ፣ ብስንዲድ፣ ብብሪ፣ ብነሃስ ዝተሰርሐ ክኾውን ይኜእል እዩ።።
Female
18-24
ti_ET
06MgzDvBXf15p8gY14nV
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
17.58
ጥበብን ባህልንፊ ጥበብን ባህልን እንብሎ ናይ ሓደ ኚባቢ ወይ ውን ስፍራ ካብ ቐደም ዝፀንሐ ዝተወሚሱ ወይውን ዘምጜኊም ጥበባት እዮም፡፡
Female
18-24
ti_ET
06XOGpQnZJSMLuT1WGTl
FBRlNty4SpcxGUoOIdbxYuGe6gX2
15.3
ኣብዚ ምስሊ እዚ እንሪኊ ጫማ ኟይኑ ዱፉን ጫማ ማለት እዩ።ዝበዝሕ ኜፋሉ ፀሊም ሕብሪ ዘለዎ ሕልፍሕልፍ ኢሉውን ፃዕዳ ሕብሪ ዘለዎ ዱፉን ጫማ ንርኢ ኣለና።
Male
18-24
ti_ET
07D7qqijldsZ0y4Yu3Ij
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
17.94
እዚ ምስሊ እዚ ካብ ዕለት ዕለት ናብራና እንጥቀመሎም ኣቁሑት ዝኮኑ ኹምኒ መንኚሜክሜ፣መንፊት፣ጎማን ካልኊት ዝበሉ ኣቁሑት ይምልኚት።እዚኊም ድማ ብኢድ ዝተሰርሑ እንትኮኑ ንስራሕቲ ናይ እቶት ፍልፍል ኮይኖም ዹገልግሉ ።
Female
18-24
ti_ET
07XoTVWpCxNXGydMd1RI
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
11.46
አብ እቲ ምስሊ ኹም እትሪኢዎ ዘለኩም አብ ሓደ ጥንታዊ ገዛ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡ እና እዚ ገዛ አበይ ይርኚብ?
Female
18-24
ti_ET
07fGFGLnTm3Zg8NT9dRW
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
15.84
ኣብዚ ምስሊ ንሪኊ ዘለና ሜሙ ሜጉርቲ ይባሃል፡፡ ሜጉርቲ ብዋንኡ ዝጠቅም ኹም መስርሒ ፀብሒ ኮይኑ ዚገልግል፡፡ ኣነውን ሜጉርቲ ዝኣተዎ ፀብሒ ብጣዕሚ እዚ ዝፈቱ፡፡
Male
25-35
ti_ET
08EkQRTWVrQ71VPKg9EE
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
18.42
ሃይማኖት ማለት ሓደ ማሕበሚሰብ ዝአምኖ ምስ ዝአምኖ ድማ ልዑል ቊታ ዝህቩ ኮይኑ እዚ ድማ ሓደ ፈጣሪና ኢሎም ዝአምንዎ ዝፍፅምሉ ናይ አምልኮ ስርዓት እዩ። እዚ አብ ምስሊ እንሪኊ ዘለና እውን ሓደ ካብአቶም ኮይኑ ንዝአምንዎ ፈጣሪኊም ኚምልኩ ኹለዉ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
08PglZcF5IRaRumzl9iy
EQoTEAqZUKZ5idWgs361397DGcS2
17.7
ሱፐርማርኬት ኣቁሑ ማለት ኣብ ሱፐርማርኬት ኬድና እንሚክቊም ኣቁሑት ኮይኖም ንኣብነት ኹም ሻምፖ፣ሎሜን፣቟ኮሌት፣ሎውዝ ካልኊት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣገልግሎት እንሚክበሉ እንርብሓሉን ሱፐርማርኬት ኣቁሑ ንፅዉዖም ።
Male
18-24
ti_ET
08kmlvYKobC6nElwNz5y
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
15.78
ዓብዪ ደስ በሃሊ ትካል፣ ኣብ 6 ኪሎ ዝርኚብ ማእኚል ክሊኒክ፣ ዓበይቲ ዶክተራት፣ ዓበይቲ በዓል ሞያታትን ዝርኚብሉ፡፡
Male
18-24
ti_ET
09UAYJr7yNVz6caG7IgS
MR8vZSSEz4UkHekjSMrEcJhRfC53
15.84
ካብ ቁነታት ወይ ኣታሓሕዛ ፀጉሪ ሓደ ዝኟነ ሃፀይ ቎ድሮስ ዝባሃል እትኚውን እዚ ዶሞ ኣብ ሾውዓተ ንታሕቲ ዝቁነን ቁኖ እንትኞውን እዚ ሃፀይ ቎ድሮስ ኣብ ቀደም እዋን ዝቁነኖ ነበሹ ዓይነት ቁኖ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
09Y82zYv9biCRKDtSmB4
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
17.1
እዞም አብ ምስሊ ትሪእዎም ዘለኩም መናእሰይ አብ ሓደ ዓብይ ገዛ ኮይኖ ኮምፒውተር እናተጠቀሙ እዮም። እዞም መናእሰይ ኮምፒተር ብምጥቃሞም ብዙሕ ጥቅምታት ይሚኜቡ እዮም። እዞም ኮምፒተር ንወድሰብ ዝህብዎ ጥቅሚ እስቲ ግለፁ?
Female
18-24
ti_ET
09j5InKZzxmNXqPsDs1Z
nRnZcDcNFCSdMc5QPTT0f7cBUK62
16.44
እዚ ኣምስ እዚ ኣብዚ ምስሊ ትርእይዎ ዘለኹም እ ብ ሰባት ብቡዝሕ ሰባት ዝፍለጡ ዓዲ ዝመርሑ እንታይ ይባሃሉ? ፖለቲካ እኳ...
Female
18-24
ti_ET
0Ab2ToN6DE1kJybEBShT
EQoTEAqZUKZ5idWgs361397DGcS2
15.36
ሙዚቃ ማለት ሓደ ናይ ባህላዊ ጚዋታታት ዘመልአ ኮይኑ ኹም ኣብነት ሓደ ኹም ክራር፣ጭራወጣ ዝኣመሰሉ ናይ ባህልና ጚዋታታት ንመጫወትን መዘናግዕን ንጫወተሉን ንዝሰርሑሉ ስራሕ ይበሃል።
Male
18-24
ti_ET
0AsvjCuFO7N9lOD5YOkR
LTWWOsi8O1fCpo2wagggPuUrk8k1
15.48
እዚ ካብቶም ኣሕምልት ፍራምሚን መሞጢ ሓደ ኮይኑ እንዳ ኣስቀዛ ይበሃል፡፡ብፍሉይ ሜሙ እዙይ ድማ ብዙሓትን ምቁራትን ጥዑማትን ናይ ፀብሒ ቅመማት ዝሚኚብዎ እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0B12IDQc0aMjFQfcLpQJ
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
15.48
ዝኟነ ይኹን ማሜን ብጣዕሚ ኣድላይን ኣገዳስን እዩ። ምኜንያቱ ኣብ ስራሕ መሳለጢ ስለእንጥቀመሉ አብ ዝኟነ ይኹን ማሜን ክንሕዝ ይግበአና። ብፍላይ ድማ ብቀሚባ እንተንሚኜቊ ተመራፂ ይኞውን። ንክንሚኜቊ ድማ ንፅዓር።
Female
18-24
ti_ET
0BIvqqQ10cn4UoW9npjN
cNYIBco9XdXvWliv2spvJT8i7og2
20.715125
መጋዚጜን መመላካክዕን መብዛሕቲኡ ንደቂ ኣንስትዮ ዝጠቅሙ ኮይኖም መጋዚጺ ክንብል ኹለና ንሓደ ነገር መልክዕ ኣጉሊህ ኣቢሎም ንኚርእዩ ዝሕግዙ እንትኮኑ ቡዙሕ ዓይነት መጋዚጺ እንሄው ንኣብነት ኹም ኩሕሊ፣ ወርቂ፣ ቡሩር ኢልና ንገልጟም።
Female
18-24
ti_ET
0BjtNiymEczc6JVySL1d
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
16.909313
እዚ ካብ ዕፅዋት ሓደ እንትኚውን ሜሙ ድማ ጫማ በለስ እናተበሃለ ይፍለጥ።ኚም ባህላዊ ንመድሓኒት ኹገልግል ይክእል እንደገና ድማ ኣብ ጥቃ ሓፁር ወይኹዓ ኣብ በሚካ ዝቩቅል ዓይነት ተኜሊ እዩ።
Male
18-24
ti_ET
0BxpL26NvMtI7HJBOAvu
ZTGuXpV2zvQUB81b01mqKzci1Mh2
16.62
እዚ ኣብ እስክሪን እንሪኊ ዘለና ምስሊ ሓደ ናይ ስራሕ ቊታ ኟይኑ እዚ ናይ ስራሕ ቊታ ድማ ሞቀጣሞቀጥ እዪ። ኣብዚ ሞቀጣሞቀጥ ዝተፈላለዩ ኣቑሕታታት ዝሜወጡ ኮይኖም ብፍላይ እዉን ናይ ቀተ ክርስትያን ኣቑሕታት ይሜወጡ እዮም ኹም ፅላል ዝበሉ።
Male
18-24
ti_ET
0ByoFy1WlYAuR3txODaJ
RTKoJRIuoXWDNKeclnWgIZ7NPV43
19.86
ካብ ንመጓዓዚ ንትራንሰፖርት ዝጠቕሙና ነገራት ሓደ ፈሚስ ኹም ኣብነት ዝጥቀስ እዩ። ካብ ባህላዊ ትራንስፖርት እዉን ይጠቕስ ብፍላይ ድማ ኣብ ቐደም ግዜ ብጣዕሚ ንጥቀመሉ ዝነበርና ዓይነት መጓዓዐዚ እዩ ብፍላይ ኣብ መርዓ ኣብ በዓላት ዝኟነሉ ግዜያት ።
Female
18-24
ti_ET
0C0nGdm4JJZ6UcA9K79q
7CVTRENoBKgTsakxgDjya2FWpYH2
15.06
ንኣርባዕተ ዓመታት ተመዛበሉ ግዳይ ሕማምን ሞትን ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ናብ መሚበቲ ኜምለስ ይግባእ። እዚ ዝሚአያና ዘሎ ምሰሊ ቡዙሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ሰልፉ ይኣክል ኟይኒ ናብ መሚበትና መልሱና ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ እዩ።
Male
36-49
ti_ET
0C3QAxQX48R6JYcweSfb
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
15.48
ደስ ትብል መኪና ሓድሓደ ግዜ ናይ ገዛ መኪና ተባሂለን ይፍለጣ ወቂባ ኣዝዩ መዓልቲ ሓጎሳ ኮይኑ ኹዓ ይስማዓ ደስ ትብል ብጣዕሚ ሰሓቢት መኪና እያ። ብጣዕሚ ካብ ዝፈትዋ እያ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0CdLI1IHGI7p2lKe4soG
XezlpD1O2FcBJevZEUvzzlEZCKS2
15.6
እዚ ኹምዚ ንሪኊ ዘለና ሓደ ኣርማ ኮይኑ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ናይ ሰባዓ እንደርታ ወይ ኹዓ ናይ መቀለ መለለዪ ኣርማ እዩ።
Male
18-24
ti_ET
0Cuvm8NJXSiy9Exseets
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
15.986688
እዚ እንሪኊ ዘለና ቅዳሜ ቢራ ይበሃል፡፡ እዚ ቢራ እዚ ኣብ ቀሚባ ግዜ ዝተኣታተወ እዩ፡፡ ኣነ እውን እዚ ቢራ እዚ ክጥዕሞ ብጣዕሚ እዚ ተሃንጥዚ ዘለኩ፡፡
Male
25-35
ti_ET
0D4qwt1kpv0DYPxwSd8h
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
16.14
ምስሊ እንሪኊ ዘለና መናእሰይና አብ ሕማቅ ቊታ ካብ ምውዓል ኣብ ስፖርታዊ ዝኮነ ምንቅስቃስ ዝውዕልሉ ኮይኑ እዚ ድማ ዝተፈላለዩ ኩዕሶ አብ ማእኚል ብምእታው ንዕዑ ድማ ብምውቃዕ ዝጭወት ጚዋታ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0DjqEgQyVSsgHYvJntAO
ZyHDoCEBIjcGp98u68yctCtWKZ52
16.26
እዚ አብ ምስሊ እትሪኢዎ ዘለኹም ብማዕተብ ዝተጠቕለለ መጋዹፂ መስቀል ይበሃል፡፡እዚ መጋዹፂ ሃይማኖት ክርስትና ተኞተልቲ ሰባት አብ ክሳዶም ይአስርዎ ናይዚ መስቀል ትርጉሙ እንታይ ይመስለኩም?
Female
18-24
ti_ET
0ELcjGW8vVGsLDEH9fsW
GooQHKAgSSTKfgk74Alpgs9vCvD2
15.48
ነብሪ ካብቶም ናይ በሚኻ እንስሳት ዝበሃሉ ሓደ እዪ። ነብሪ ዝኮነ ነገር መፍለዪ ነገር አለዎ ንሱ ድማ ብቅልጣፈኡ እዪ ።
Female
18-24
ti_ET
0EhHvKImxZuVYmJIYqmf
BAuHRXmyAgZSiV6piuuQRvPJduy2
16.5
ካብ ተፈጥሮታት ሓደ ሰማይ እዩ። ሰማይ ሰማያዊ ሕብሪ እንኀዎ። ብጣዕሚ እዩ ዓብዪን ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ገፅታ እንኀዎ። አብ ሰማይ እዉን ፀሓይ ትወፅእ። ወርሒ ይወፅእ። ኮኟባት ይርኣያ። ዝተፈላለዩ ደስ ኣብሉ ነገራት ንርኢ። እና ሰማይ ደስ በሃሊ እዩ።
Male
18-24
ti_ET
0Ekm68AHYkB7d0JTD0FZ
cfSFjHw4vUNhkWdbaUaAF4Rop1h1
18.72
ሕጊ ኣኜበርቲ ዝበሃሉ ደቂ ሰባት ኮይኖም ንሳቶም ኾዓ ፖሊስ፣ ትራፊክ፣ ፉሉይ ሓይልን መኚላክያን ተባሂሎም ይኜፈሉ። ካብኣቶም ሓደ ትራፊክ እዩ። ትራፊክ ወዲ ሰብ ካብ ቊታ ናብ ቊታ ምስ ዝጓዓዝ ብዙሕ ሰብ ንኹይፅዕን ይኚላኚሉ።
Male
18-24
ti_ET
0EldRQ0PEfX8A8lvIZxO
Ef24kdVQmKafuHI0pVeS5xdYiCH3
20.82
እብዚ ምስሊ ንሪኊ ዘለና ርእሰ ጉዳይ ብዛዕባ ሕብሚተሰብን ስድራን ዝምልኚት እዩ ።ስድራ ማለት አብ ሓደ ገዛ አደ ፣አቊ ምስ ደቆም ዝነብርሉ እንትኟኑ ሕበሚተሰብ ማለት ድማኒ ናይ ዝተፈላለዹ ስድራ እካብ ማለት እዩ ።ንስኻትኩም ኣብ ኹመይ ዓይነት ስድራን ሕብሚተሰብን ትነብሩ ?
Female
18-24
ti_ET
0F1iPioVCVnXXLuGO9ag
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
18.54
እዚ ምስሊ ዘመላክት ናይ ስፖርት ዜና እንትኚውን ኢ/ያዊ ጎያይ ቀኔነሳ በቀለ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ብሉፅ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ ኹም ዝተባሃለ ዝገልፅ ምስሊ እዩ።ኣነ እውን እዚ ይግበኩ እዩ እዚ ዝብል።
Male
25-35
ti_ET
0FBqiGee8i18Q2ZVG1Co
vV32GYkn9AeavHFsLZD8YJXrxq73
14.82
እዚ ኣብ ምስሊ ንሪኊ ዘለና ገዛ ወይኹዓ መንበሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኚባብታት ገጠራት ትግራይ ዝውቱር ዝኟነ ጎጆ ተባሂሉ ዝጜዋዕ ባህላዊ ኣሰራርሓ ገዛ እዩ ።
Male
25-35
ti_ET
0FTREobbGvUBcfSSi1T5
woJsbMndsEUIqVxIThjEzFgqdIS2
15.869313
እዚ ናይ ዜና ማእኞል ኣብ ትግራይ ቲቪ ዝመሓላለፍ ዜና ኟይኑ ናይ ፀባ ምግቢ ንተምሃሮ ዝዕደለሉ ስዓት ዘርኢ ዜና እዩ።
Male
25-35
ti_ET
0FTsn3NBvntzz43EYlWg
p9jx1fZ1QWdy4fyNPDvzIoX7wIF2
14.88
እዚ እንሪኊ ዘለና ምስሊ ሰባት ተኣኪቊም ዝኮነ ብዓል እናክበሩ ይርኚቡ። ንክብሪ ሰማእታት ክብሉ ኹዓ ካብ ወንበሮም ተላዒሎም ጠጠው ኢሎም እኒሂዉ ።ንምካኑ እዞም ሰባት ናይ ኣበይ ዓዲ ሰባት ይመስልኩም?
Female
18-24
ti_ET
0Fms6AY2Yr8rJJsS9UAN
0mDQXe2zP9S5Cc0lX2FsmOfJGNH2
16.2
እዚ ናይ ዝተዓሾጉ ዝብሎዖ ምግብታት ዝሜዚጠሉ ቊታ እዩ ንአብነት ኹምኒ ቆሎ ዝመሰሉ ዝሜዚጠሉ ቊታ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0FqPFzWNB9mPdCEgjs0i
eqJJRBlEK8M9oqdTP2YS4frC5d92
15.18
ካብ ባህላዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ሓደ ዝኮነ ክራር እንትኮን በይኑን ምስ ካልኊት ተዋሃሂዱ ጥዑም ዝኮነ ዜማ እንሚክበሉ መሳርሒ ሙዚቃ እዩ::
Female
18-24
ti_ET
0FyLyGuDOAqj5qpz4TfS
MR8vZSSEz4UkHekjSMrEcJhRfC53
15.72
ሃይማኖት እስልምና ሓደ ካፍቶም ሃይማኖት ሓደ እንትኚውን እዚ ዉን ናብ ዓለም ብ7ይ ክፍለ ዘመን ብነብይ መሓመድ ኣብሉ ዝኣተው እንትኚውን እዚ ሃይማኖት እዚ ሃይማኖት ናብ ኢትዮጱያ ይኩን ናብ ዓለም በ7ይ ክፍለ ዘመን እዚ ኣትዩ።
Female
18-24
ti_ET
0FzJsh6lgaOEMREXZ3ky
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
20.58
እዚ ኣብ ስክሪን ንሪኊ ዘለና ምስሊ ብዛዕባ ፍቅሪ ወለድን ናይ ቀደም ሰባት ዝነበሮም ኣኚዳድናን ባህልን ዘርኢ ምስሊ ኮይኑ ናይቶም ኣቊታት ዝተፈላለዩ ክዳውንቲ ዝተኾደንዎ ኣኚዳድናታት ዝተጠቀምሎም መጋዚጜታት ኮታስ ኩሉ ናይ ቀደም ባህሊ ዘርኢ ምስሊ እዩ።
Male
18-24
ti_ET
0G0B1KDjJVbkzXYxLCkc
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
16.38
እዚ እንሪኊ ዘለና ምስሊ ናይ መዝናነዪ ቊታ መናፈሻ ኟይኑ ደስ ዘብል ሓምላዋ ገፅታ ዘለዎ እዩ።እቱ እንሪኊ ዘለና ብተኜልታት ዝተመልአ ዝተፈላለዹ ዓይነት ፅሕዲታት ኣለው መንፈስካ ንምሕዳስን ኣእምሮካን ንምርጋዕን ዝጥቀምሉ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0G5EF8oykTCblExbgjk5
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
20.22
ኣብዚ ምስሊ እዚ ማንጎ ዝተበሃለ ናይ ፍራምሚ ዓይነት እፅዋት እቲ ተኜሊ እቲ ዋንኡ እፅዋት እትንምልኚት እዚ ኹዓ ኹም ፍልፍል ምግብነት ፉሩእ ንባዓሉ ተኜሊ ድማ ኹም ናይ ፍልፍል ፁሩይ ኣዚር ኮይኑ ዚግልግል።
Female
18-24
ti_ET
0GqG7uJZBCFQRidQ4xJA
FqhpYWyX57RIlX9pnGoxDG4zPsR2
15.54
አዚ ምስሊ አዚ ተክሊ አንትኚዉን ኹምዚ አንሪኊ ዘለና አዚ ተክሊ ኚኣ ፉሉይ ሜሙ ስዚ አንዳተብሃለ ይጜዋዕ አዚ ተክሊ አዚ ኚተማታት ኣብ ምዉቃብን ኣብ ምጜባቅን ዓብዩ ግደ ዘለዎ ተኜሊ አዩ።
Male
18-24
ti_ET
0H2QnVih1hR0cjAiQL7k
9A08fu6MyoVddZAgdCvFN5kGhdW2
20.04
ናይ ኢትዮጵያ ትምርቲ ሚኒስተር ሓላፊ ዝኮነ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ትምርቲ ፅሬትን ወለዶ ኣብ ምህናፅን ክሰርሕ ይደሊ በዚ ድማ ዚድንቆ።
Female
18-24
ti_ET
0H9euCrYSkLQdBndC5so
Ef24kdVQmKafuHI0pVeS5xdYiCH3
16.68
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኊ ዘለና መንበሪ ገዛ ደብሪ ይባሃል፡ ደብሪ ድማ ቀደም ወለድና ብእምንን ጭቃን ጌሮም ይሰርሕዎ ዝነበሩ መንበሪ ገዛ እዩ፡፡ ኣነ ኹምዚኩም ዝበሉ ዓይነት መንበሪ ገዛ ክፈርሱ ይክእሉ እዮም ኢለ ስለዝሓስብ ብዙሕ ኣይፈትዎምን፡፡
Female
18-24
ti_ET
0HHKN2tba8i0LgtnRzxh
FBRlNty4SpcxGUoOIdbxYuGe6gX2
17.94
እዚ ንሪኊ ዘለና ምስሊ ድማ ናይ ትምህርቲ ሕብሚተሰብ ናይ መፅሓፍ ተምሃራይ ማለት እዩ።ናይ ሻድሻይ ክፍሊ እቲ ገፅትኡ ዚሪአና ማለት እዩ።
Male
18-24
ti_ET
0HmZACgedgUGb0nwOquu
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
21.24
እዚ እንርእዮ ዘለና ምስሊ ብዝተፋላለዩ ተፈጥሮኣዊ ፅባቀታት ዝተጋዹፀ ወይ ድማ ነዓይንኻ ሰሓበነት ዘለዎ ኣብ ዝተፋላለዩ ኞባቢታት ብተደጋጋሚ ዝስራሕ ዓይነት መዝናነይ ቊታ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0HtZQ6IgQqr9tEmpoYoA
nMSkMLQPF4bGyRZZ8eKA61H1mDC3
19.38
እዚ እንሪኊ ዘለና ምስሊ ካብ እቶ ናይ ገዛ ኣቁሑ ሓደ እንትኚውን ዝተፈላለዩ ኹምኒ በዓል ቡና ዝበሉ ንምውቃጥ እንጥቀመሉ መውቀጢ ማሜን ብኀሌትሪክ ዝሰርሕ ዘርኢ ምስሊ እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0HummR7eqdgcBctTzYqX
t6FuHycjmGZTuJRaA3HrvKj4dyD2
15.24
እዚ እንሪኊ ዘለና ሰብ ኣባላት ምክልካል ሰራዊት ትግራይ ተባሂሎም ካብ ዘፍለጡ ሓደ እዩ።ኚምኡ እውን ጀነራት ትግራይ ተባሂሎም ካብ ዝፍለጡ ሓደ እዩ። ሜሙ መን ኢልኩም ትግምቱ ስርሑ ኹ እንታይ እዩ?
Female
18-24
ti_ET
0IMztnpgV69wvbiuZWWi
mNRqGRODaZgTZ0j5xAUFSXLNv4C3
18.78
እዚ ምስሊ ኣብ ትግራይ ኣብ ኚባብታት ዓጋመ ማለት እዉን ኣብ ዓዲግራት ካብ ዝርኚቡ ባህላዊ ምግብታት ሓደ ብተለምዶ ጥሕሎ ናይ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ዘርኢ እዩ፡፡
Female
18-24
ti_ET
0IPtCNsxDFPSrBRPEu50
bxwJiSskboWjzPsEhW9QMJfF8h83
19.38
እዚ ምስሊ አብ ትግራይ ደቂ አንስትዮ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ በዓላት ወይኹዓ ንመንነትን ባህልን ዝገልፁ በዓላት ክህልዉ እንኚለዉ ካብ ዝጥቀመኊም ዓይነት መጋዚፅታት ዘርኢ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0IXHikKARJjhmg4YqVeR
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
16.74
ኣብዚ ምስሊ ንሪኊ ዘለና ሜሞም ናይ እዝኒ መጋዹፂ ይብሃሉ። ናይ እዝኒ መጋዹፂ መብዛሕትኡ ግዘ ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እዚን ዝጥቀማሎም:: ኣነ እውን ናይ እዝኒ መጋዹፂ ትጥቀም ጋል ኣንሰይቲ ኣድናቂ እዚ።
Male
25-35
ti_ET
0IZIuEAQEE1M3leJrtdx
hPb8pw8X33VCYxibp8X86NBMXrp2
15.96
ሃይማኖት:- ሃይማኖት ማለት ኣብ ሞንጎ እምነት እና ንዝኣምን ሰብ ዘሎ ምትእምማን ኮይኑ፣ ኣብ ዓለመና ቡዙሓት ሃይማኖታት ኣለዉ። ቡዙሓት ሃይማኖታዊ ትምህርትታት እዉን ኣለዉ። ሃይማኖት እንታይ ጥቅሚ እንኀዎ ኢልኩም ትሓስቡ?
Female
18-24
ti_ET
0IjRXj2yHmyratttxvAq
QITJR9ydnPSXfEuj1f1oSf5clFa2
18.18
ሜብጢ እቲ ሓደ ካብቶም መፅሹይ ክዳውንቲ ዝበሃል ባህሊዊ ሳሙና እዩ። አፅዋት ኹም ሳሙና ኹገልግሉ ይክእል ድዮም?
Male
18-24
ti_ET
0IlE2pEHgNWwxf5RPKjw
hCUGdZEIQBWKwxsSXGvg8xJKuwv1
16.242688
ኣብ ሱፐርማርኬት ተቀሚጡ ዝርኚብ ሳሙና ይበሃል። ንመሕፀቢ ክዳንን ሰውነት ይጠቅም።
Male
25-35
ti_ET
0JHxLaPkjMzhkO7XCM1n
k0prQ2LwzEcoMPuLFoNOr0WtZHM2
17.16
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። እዚ ሰብኣይ ልዕሊ ዓቕሙ ናይ ሞሶብ ተሞኪሙ እታ መኪና ዝተፈላለዹ ቊታ እንትጉዓዝ ዘርኢ እዩ ሰብኣይ ግን ልዕሊ ዓቕሚ ሜክሚ ኮይንዎ ኣሎ። አብ ሓያል ፀሓይ።
Male
18-24
ti_ET
0JRmltrOfPvrXwPKzvqb
yVSw3MkICHf0i59BUOZyTFRHQym2
18.96
ኣብዚ ምስሊ እዚ ኹፍ ንመበሊ እንጥቀመሉ ወንበር እንትንዕዘብ እዚ ኹዓ ካብ ኣብ መንበሪ ገዛታት መብዛሕትኊም ናይ ኢትዮጵያ እንሚክቊ ኣቅሓ እንትኚውን እዚ ናይ ገዛ ኣቅሓ እዩ፡፡
Female
18-24
ti_ET
0Jd8jUtJlkmFBjG4gwmh
RTKoJRIuoXWDNKeclnWgIZ7NPV43
17.46
ማንካ ካብቶም ናይ ገዛ ኣቑሑት ሓደ ኟይኑ ብፉሉይ ብትግርኛ ድማ በይዛ ኢድ እናተባህለ ወይ ድማ ክንዲ ኢድ እናተባህለ ይፍለጥ። እዚ ድማ ካብ ሓፂንን ካብ ዕንፀይትን ክስራሕ ይኜል እዩ። ፀብሒ ንምፅባሕ ድማ ንጥቀመሉ።
Female
18-24
ti_ET
0JlFwHCfeKT8dug1IyaV
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
16.32
እዚ ምስሊ እዚይ ዘርእዚና ናይ ሕብሚተሰብ እዬ ዘርእዚና። ናይ ሓደ ማሔብሚሰብ ዕዳጋ ተኣኪቊም እዩ ዘርኢ ዘሎ።ዝተፈላለዩ ሰባት ነገራት ሒዞሞ ኾሞኒ ዕንጚይቲ፣ ፈሓም መሳሊ ነገር ሒዞም ዝዕድጉ እውን እኒሀው።
Female
18-24
ti_ET
0KG7dKqGUZBjQvcYOpxS
8ZCYOKiW0hTuvAYIU00QxovgD1m2
15.54
ብጣዕሚ ካብቶም ድስ ዝብልን ዘህርፍን ነገር ብተክሊል ምምርዓው እዩ። ብሃይማኖትና ይኩን ብበተሰብና ይኹን ዝህሹፍ ነገር እዩ። እና ካብቶም ብጣዕሚ ዝምነዮምን ዝሃርፎምን ሃንቃ ዝገብሚሎምን ዝነበርኩ ሓደ እዚ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0KbdAUZiq7cTX4OpnIqJ
Km7dUi7GyCf0isM5jXsIg2SwaP43
19.066688
ኣብ ኚተማታት ትግራይ ማሕበሚሰብ ተጋሩ ንመንበሪ ገዛ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለዹ ዓይነት ገዛውቲ ምህላዉ ዚርኢ ብፍላይ ድማ ን ሃይማኖቶም ወይ ኹዓ ሃይማኖት ዝኜተልሉ ምእመናን ጞሎቶም ዘብጜሕሉ ዝሰርሑሉ ዓይነት ገዛ ዚርእዚና።
Male
18-24
ti_ET
0Kj7l8xL2Jm8ykzDfC5B
GooQHKAgSSTKfgk74Alpgs9vCvD2
18
ፉሉጣት ሰባት ዝኟነ ነገር ኚፋልጡ ወይ ድማ ሓዱሜ ነገር ሒዞም ንህዝቢ ክቐርቡ ኹለው ዝተፈላለዩ ኣብነት ብምሃብ ትሰብ ክገዝኩም ወይ ድማ እቲ ነገር እሱ ተጠላብነት ክህልዎ ይገብሩ፡፡
Female
18-24
ti_ET
0Kk3gpqF3nAKKXidVW5D
HWdRbAVmoafuaYBXCQL9LRrpbK62
12.36
እዞም ኣብዚ ምስሊ ዝርኣዩኒ ዘለዉ ሰባት ሕጊ ኣኜበርቲ እንትኟኑ ኣሜኚርኚርቲ ብዘይ ሕጊ ካብ ሕጊ ወፃኢ ንኞይኞዱን ዝቆፃፀሩን እዮም።
Male
18-24
ti_ET
0KuLoKf7U4D9Vd4H6CpF
BdeYR58l9wbdYYfOfFxay8TWhtx2
15.78
አብዚ ዝሪኊ ዘለኹ ምስሊ ምስሊ ናይ ክልተ ሰብኡትን ምስሊ ናይ ግመልን ይርኢ ኣለኹ እዞም ሰብኡት ድማ ነቲ ግመል ንክፅዕኑዎም ኣቕሓ ሒዞም ኣለዉ ።
Male
18-24
ti_ET
0Lqoatu0xytZHGeaJUpQ
QITJR9ydnPSXfEuj1f1oSf5clFa2
19.56
ካብ ዘበን ናብ ዘመን ወዲ ሰብ ኣብ ኣኚዳድና ኣብ ኣነባብራ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቅዲ ምቅይያር ይገበር ኣሎ እቲ ዝሓሾ ቅዲ ግን እንታይ እዩ?
Male
18-24
ti_ET
0NfRkv7VsEOqGSyY2IYR
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
21.24
እዚ እንሪኊ ዘለና ስእሊ ኹዓ አርማ ወይ ኹዓ መለለዪ ወይኹዓ ባንዎራ ዝገልፅ ኮይኑ ኮሙሜን መሹፃ ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ዝጥቀመሉ መለለዪ አርማ ወይኹዓ ምልክት ዘርኢ ሰእሊ እዩ
Male
18-24
ti_ET
0NrwwIyosv82uDp3G45k
BdeYR58l9wbdYYfOfFxay8TWhtx2
16.74
እዚ ዝሪኊ ዘለኹ ምስሊ ምስሊ ናይ መፋለጢ ዝሕብር ምስሊ እንትኞውን እዚ ድማ ናይ ሕክምና ወይ ድማ ናይ ማእኞል ጥዕና ኣኜሱም ዘመላኜት መፋለጢ እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0O7bJPKpYBgjgfZiq19I
wdNfCt6ezOa9GEGwt2BMMWKMIns2
15.12
መሰሹተ ልምዓት ማለት ሕብሚተሰብ ብሓባር ግልጋሎት ዝሚክብሎም ኮይኖም ኹም ጥዕና ትካላት፣ ፅርግያ ፣መብራህቲ ፣ባንኪ፣ ቀት ትምህርትን ካልኊትን ዝሓዙ እዮም። አብ ዓድና እኩል ዝኮነ መሰሹተ ልምዓት እኒኊ ኢልኩም ዶ ትሓስቡ ?
Female
18-24
ti_ET
0O7neKF1Xj4KWpuWqWOo
GxFHvy8DQoUmWk0d2tBQhNffoI03
16.02
ኣብዚ ምስሊ እንሪኊም ዘለና ሰባት ናይ ባህላዊ ትግርኛ ሳዕሲዒት ወይ ድማ ትልሂት ብሓባር እንትጫወቱ ዘርኢ ኮይኑ ሕልፍሕልፍ ኢሎም ድማ ናይ ቀደም ናይ ክብሪ ልብሲ ዝተኾደኑ ሰባት ንርኢ ኣለና።
Male
18-24
ti_ET
0OaTyD3U8YtvF74vaIkW
NBaV26KvidY0HoSmQQrX8ObpCdJ2
16.44
ትምህርቲ ኣዝዮም ጠቀምቲ ካብ ዝኮኑ ነገራት ሓደ ኮይኑ ኹም ፍልፍል ፍልጠት ኮይኑ ዹገልግል ካብ ዝተፈላለዩ ቊታታት ኣካላት ድማ ክንሚክብ ንክእል ኢና። ንሳቶም እውን ካብ ዝፈልጥ ሰብ መፅሓፍ ካብ ዓርኪ ክንሚክብ ንክእል ኢና ንስኩም ኹ ትምህርቲ ጠቃሚ እዩ ኢልኩም ትሓስቡ ዶ?
Male
18-24
ti_ET
0PIbKfXd9gMOio1akvTT
wdNfCt6ezOa9GEGwt2BMMWKMIns2
14.88
ሕጊ ኣኜበርቲ ማለት ብመንግስቲ ብዝባሃቊም ስልጣን መሰሚት ሕጊ ዘኜብሩን ሕጊ እንትጣሓስ ድማ ግቡእ ዝኟነ ቅፅዓት ዝህቡን ኣካላት ማለት እዮም። ኣብ ኚባቢኹም ሕጊ ኣኜበርቲ ኣለዉ ዶ?
Female
18-24
ti_ET
0PMjkWGuwmdHlYNkhSlT
mNRqGRODaZgTZ0j5xAUFSXLNv4C3
16.08
እዚ ምስሊ ካብ ጣዉላ ወይ ኹዓ ኩም ተፀሪቊም ዝተፈላለዩ ዓይነት ቅርፂ ክህልዎም ዝተገበሩ ናይ ኣቁሑ ዓይነታት ናይ ዝሜዚጠሉ ቊታ ዘርኢ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0POF8UNbcxB8hmnv5aRU
QbWSc1rJViZNYKgmftbZtOHma7i2
18.24
እዚ ኣብ ምስሊ እንሪኊ ዘለና ሓደ ካብቶም ደሚፍቲ ኮይኑ ኚይርሳዕ ኚይድገም በሊ ዓደይ በሊ ብዝብል ዜሙኡን ደርፉን ዝፍለጥ ደራፊ መን ይባሃል?
Female
18-24
ti_ET
0Q6p7QFINfg7Jv0RKwk1
GxFHvy8DQoUmWk0d2tBQhNffoI03
15.9
ኣብዚ ምስሊ ኹም እንርደኊ ኣብ ሓደ ገጠራማ ክፍሊ ናይ ዓድና ዘላ ሓንቲ ኣዶ ቡና እና ኣፈለሐት ኹም ኢሊ እውን ካሊእ ሓዊ እናቀፃፀለት ኹም ዘላ ንዕዘብ።
Male
18-24
ti_ET
0Q8LjdeZGCLcIdRT90LO
LOJ92xbv1fX0r0Fy73irpgKFn5r2
18.6
እዚ እንሪኊ ዘለና ስእሊ ኹዓ ዓይነት መጋዹፂ ኮይኑ ፍሉይ ስሙ ድማ ሰዓት እናተባሃለ ዝፅዋዕ ኮይኑ ኣብ ኢድና ብምግባር ንመጋያዚፂ እንጥቀመሉ ናይ መጋያዚፂ መሳርሒ ዓይነት እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0RY2CYq51G4OqtrqB0zQ
N4Fae4vH9PRUlJVn4V57Ov960AF2
16.14
ዓለምና ዝተፈላለዩ ዓይነታት መስተት ዓይነታት ኣለዉ። እዚ ኣብ ቅድሚና እንሪኊ ዘለና ምስሊ ኹዓ ናይ ኣሚቂ ምስሊ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ሜምን ኣርማን ዘለዎ እዩ። እዚ ድማ ማሕበሚሰብና ውን ቡልዕል ተጠቃምነት ዘለዉዎ መስተ ኣሚቂ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0RgR6h4lXsjEkAwfVtDk
bxwJiSskboWjzPsEhW9QMJfF8h83
18.06
እዚ ምስሊ ዕድሚኊም ዝኣኚሉ ህፃውንቲ ኣብ ገበታ ትምህርቲ ተኣኺቊም ብመዘናገዒ መንገዲ ገይሮም ኣብ ትምህርቲ ቀቶም እንትዝናነዩን እንዳትዝናነዩ እውን ትምህርቲ ዝሚኜብሉ መንገዲን እንዳተምሃሩ ዘርኢ ምስሊ እዩ።
Female
18-24
ti_ET
0RpI5ldepOm4Yjx0hqqk
BAuHRXmyAgZSiV6piuuQRvPJduy2
15.3
ካብ ስራሕቲ ሓደ ደራሲ እዩ፡፡ ደራሲ ብዙሕ ግዜ ሂወቱ ዝመርሕ ደርፊ ብምምፃእ ግጥሚ ብምግጣም ኣብኡ እናሃለወ ዜማ ኣእትዩ ደርፊ ብምፍጣር ማለት እዩ።እና ሰባት ብምዝንናይ እና ሰባት ሓሪፍ ሙድ ኣብ ምእታይ ዝሰርሕ እዩ ማለት እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0Ru2WzlZHWTQREMk4HE8
Vgbw6nT1s0fS61YMaltR3LhBO872
16.2
ተማሃሮ ትምህርቶም ንምክትትል ሰዓቶም ኣክቢሮ ናብ ትምህርቲ እንዳኚዱ ዝርኚቡ እዮም፡፡ ተማሃሮ ትምህርቶም እናተኚታተሉ ዝነበሩ ድማ ናብ ገዝኩ እንዳተመለሱ ኣለዉ፡፡
Male
25-35
ti_ET
0SL8KVVj9uoPuqtZs9xr
j7jNlGteRXULvt1IMvtNc1GyS1y1
16.86
ሕርሻንግብርናን :ሕርሻ ማለት ካብቶም መሰሚት ህይወት ዝኮኑ ዓይነታት ስራሕ ሓደ ኮይኑ ግብርና ማለት ድማ ንሕርሻ ዝጠናኹሹሉ ሜላ ማለት እዩ፡፡
Male
18-24
ti_ET
0SdnGjQJJfVsrqTKKAt0
aDcxf1vCvBSaM7n9cpDA5Mi0BGq2
17.4
ዜና ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ወይ ውን ሓደሜቲ ኜስተታት ዝፍነውሉ ኟይኑ ናይ ሓንቲ ሃገር ዝተፈላለዩ ግዝያዊ ኹነታት ንምዝታይ ዝተፈላለዩ ሙሁራት ኣብ ዘካዚድዎ ጉዳይ ጉባኀ ዝተኻዚደ ኜስታት እውን ይፍኖ።
Female
18-24
ti_ET
0Sf5Dav5S7xABkKs5LrC
O6RU6U8IDvc0NgIhQoESVsTidXI3
22.86
እዚ ምስሊ እዚ ዘርኀና ተፈጥሮን ኣኚባብን አንትኚውን ቆልዑት ኣለዋ ካብዚ ዝዓቖሹ ማይ ማይ ዝቀድሓ ጀሚካን ሒዘን ኣለዋ ይቐድሓ ኹምዘለዋ ውነዩ ትምስሊ እዩ ዝሕብር ደስ ዘብል ተፈጥራውን ኣኚባብን ገጜታ ዘለዎ ቊታ ምኳኑ እቲ ኣብኡ ዝኒአዉ ተኜልታት እጜዋታት እቲ ማይ ባዕሉ ድምቀት ናይቲ ኚባቢ ዝኮነ አዩ እኒአ።
Female
18-24
ti_ET